ካብ ኣመራርሓታት ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ልኡኽቶ ተቐቢሎም ሰሪሖም ዝተብሃሉ ተጠርጣሪ ዘቕረቡ መቃወሚ ተነፂጉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ዝተዋፈሩ በዓል ሃፍቲ ኣይተ ኣለም ደስታ ሃየሎም ዘቕረቡዎ መቃወሚ ክሲ ተነፂጉ።
እቲ መቃወሚ ክሲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ 2ይ ጉዳያት ገበን ፀረ ግብረ ሽበራን ሕገመንግስታዊን ኢዩ ነፂጉዎ።…