ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝኸውን 46 ሜትሪክ ቶን ምግቢን ቀረብ ሕክምናን ብሓገዝ ኣበርኪታ።
ኣምባሳደር ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ መሓመድ ሳሌም ኣል ራሺዲ ሕቡራት ዒሚረታት…