ሚኒስትራት ገንዘብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ቀጠናዊ ምትሕብባርን ስራሕቲ ከባቢያዊ ልምዓትን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ገንዘብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ቀጠናዊ ምትሕብባርን ስራሕቲ ከባቢያዊ ልምዓትን ተዛቲዮም።
ሚኒስቴር ገንዘብ ከምዝበሎ፥ እቲ ዘተ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘጋጥሙ ዘለዉ ፈተናታት ጉዳያት ኢኮኖሚ ብፍላይ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ቅልቅላው ኢኮኖሚን…