ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ተመረቕቲ ተምሃሩኡ 20ን 21 ጥሪ 2013 ዓ.ም ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኲሓ ካምፓስ ተቐቢሉ ከምዘምህር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ተመረቕቲ ተምሃሩኡ 20ን 21 ጥሪ 2013 ዓ.ም ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኲሓ ካምፓስ ተቐቢሉ ከምዘምህር ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ገብረእየሱስ ብርሃነ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥…