ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግዜኢ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግልጋሎት ዜና ኣገልግሎት(ግዜኢ) ብምዃን ተሸይሞም። እቲ ሹመት ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዝቐረበ እንትኸውን፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሞት ዜጋታት፣ ምምዝባልን ንብረት ምዕናውን ጠጠው ዝብለሉ ኩነታትን ዝተጎድኡ ወገናት ብዘላቐነት ክጣየሹ ንምግባርን ዝሰርሕ ጉጅለ ንኽጣየሽ ውሳነ ተመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ። ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ኣብ ዞባ መተከል ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝረአ ሞት ዜጋታት፣ ምምዝባልን ምዕናው ንብረት፣ ጠጠው ዝብለሉ ኩነታትን…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬሕይወት ታምሩ ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብቲ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 25 ነጥቢ 57 ቢሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተርሚናል ከበድቲ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዲቾቶ ተመሪቑ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዝተሃነፀ ተርሚናል ከበድቲ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዲቾቶ ህንፀቱ ተዛዚሙ ተመሪቑ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። እቲ ተርሚናል ኣብ 12 ሄክታር መሬት ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ 750 ተሸከርከርቲ ከተኣናግድ ዝኽእል ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ኣብ ልዕሊ ነበር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 28 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ልዕሊ ነበር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 28 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ። እቲ ማዕቐብ እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ቻይና ኣቲዮም ኢዮም ብዝብል ዝተነበረ ምዃኑ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ቻይና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ብሳልሳይ ወገን ዝተዳለወላ መፃወዲያ ኲናት ገዲፋ እቲ ፀገም ብድርድር ንምፍታሕ ቆራፅ ክትከውን ኣለዋ – ጀነራል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ብሳልሳይ ወገን ዝተዳለወላ መፃወዲያ ኲናት ገዲፋ ፀገም ጉዳይ ዶብ ብድርድር ንምፍታሕ ቆራፅ ክትከውን ከምዝግባእ ኢታማዦር ሹምሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። እቶም ኢታማዦር ሹም፥ ህዝቢ ትግራይ ጁንታ ህወሓት ተመሊሱ ከምዝመፅእ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን መበል 46 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂሞም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን መብል 46 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂሞም። ፀላም ኣሜሪካዊት ካማላ ሃሪስ ድማ ፈላሚት ጓልኣንስተይቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂመን ኣለዋ። ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ቃለማሕላ ድሕሪ ምፍፃሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ምስ ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣካላት ፀፅታትን ተሳሊጡ። ስለዝኾነ ድማ ካብ ጎስጓስ መረፃ ጀሚሩ ከይዲ መረፃ፣ ኮቪድ-19 ክስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምንካይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምትኳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝነበሩን ብክብሪ ብጡረታ ዝተሰናበቱን ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ከምዝሃቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒሴፍ ምግቢን ቀረባት ሕክምናን ናብ መቐለን ማይፀብሪን ምልኣኹ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) 8 ሺሕ ዝኸውን ምግቢን ቀረባት ሕክምናን ናብ መቐለን ማይፀብሪን ምልኣኹ ገሊፁ። እቲ ትካል፥ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት፣ ነብሰፁር ዝኾና ኣዶታትን መጥበውቲ ኣንስቲን ዝኸውን 2 ሺሕሕ 700…