ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምርምር ምልክት ቋንቋ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምርምር ምልክት ቋንቋ ተተኣናግድ ኣላ፡፡ እቲ ጉባኤ ሎሚ ዘበን እናተኻየደ ዝርከብ ንመበል 15 ግዘ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ብዘፈር ውልቀ ክምራሕ ብዝገብሩ ስጉምቲታት ዓወት ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚ ብዘፍ ውልቀ ክምራሕ ንምግባር ብዝተወሰዱ ስጉምቲታት ለውጢታት ከምዝመፅኡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ማሞ ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተሰናደአ ኣብ ዝቐርብ ፕሮግራም ”ኢትዮጵያ ኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኮንትሮባንድ ክሰኣን ዝነበረ ልዕሊ 107 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት ብምጭብርባር ንግዲን ኮንትሮባንድ መንግስቲ ክስእኖ ዝነበረ ልዐሊ 107 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2017 ኣካይዱ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 57 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ቀረብ መስተ ማይ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልዕሊ 57 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ተመሪቑ። ኣብ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ኣብታ ከተማ ዝነበረ ፀገም መስተ ማይ ዝፈትሕ ዝፈትሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ አብ ስነስርዓት ምረቓ እቲ ፕሮጀክት÷ ሚኒስትር ዲኤታ ማይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓላፊ ልኡኽ ደገፍን ምርግጋዕ ሕብረት ኣፍሪካ ሓበራዊ መግለፂ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንኢዶም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ተወካሊ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያን ሓላፊ ልኡኽ ደገፍን ምርግጋዕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሞሓመድ ኤል ኣሚን ሱፍ ሓበራዊ መግለፂ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ከምዝተቐበልዎ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሸራሮን ከባቢኣን ፀጋታት ማይ እቲ ከባቢ ብምጥቃም 51 ሄክታር መሬት ብመስኖ ይለምዕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሸራሮን ከባቢኣን ከባቢ ዘለዉ ፀጋታት ማይ ብምጥቃም 51 ሄክታር መሬት ብመስኖ ይለምዕ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ክብሮም ፍስሃ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ላዕለዋይ ልኡኽ ድሕንነት እስራኤል ኣብ ጉዳይ እስራኤል-ጋዛ ንምዝታይ ናብ ዶሃ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ልኡኽ ድሕንነት እስራኤል ኣብ ጉዳይ እስራኤል-ጋዛ ንምዝታይ ናብ ኳታር ዶሃ ኣቲዩ። ኣቐባሊ ቃል ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ኣካላት ኣብ ስምምዕነት ክብፃሕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ግምት ከምዘለዎም…
ቢዝነስ ልዕሊ 451 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 451 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስቴር እቶት ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ የካይድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ዙር ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝተትሓዘሎም ትልሚ ይውገኑ ኣለዉ – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ዝተጀመሩ ሸሞንተ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ብመሰረት ዝተትሓዘሎም ትልሚ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ ኣብ ካልኣይ ዙር ዝተጀመሩ ሸሞንተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ብዝተፈለለዩ ሞያታት ዘሰልጥኖም ልዕሊ 500 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ብዝተፈለለዩ ሞያታት ከሰልጥኖም ዝፀነሐ ልዕሊ 500 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ኮሌጅ 285 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተሓቢሩ። ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ተምሃሮ÷ ኣብ 2012 ዓ.ም ትምህርቲ ጀሚሮም ብሰንኪ ኲናት ትምህርቶም…