ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 295 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)295 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ነጠብጣብ ንጥረ ነገር ብነፋሪት ብምንዛሕ ደበና ከምዘዝነበት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ሕፅረት ዝናብን ማይ ከርሰ ምድሪን ንምታሕ ጎዳጎዲ ካብ ምኹዓት ጀሚሩ ክሳብ ደበና ምዝናብ ዝበፅሕ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ከምዝጥቀማ ሚኒስቴር ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ደበና ምዝናብ ዝተለመደ ርካቦት ሳይንስ ምዃኑ ብምግላፅ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሙሉ ሰለሞን ንኣባላት ፓርላማ ጀርመን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ሙሉ ሰለሞን ንኣባላት ኮሚቴ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ፓርላማ ጀርመን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂበን። እተን ኣምባሳደር ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፈፀምቲ ኣካላት ዝበፅሑ ምምሕዳራዊ በደላት መፍትሒ ንክረኽቡ ኣብ ምግባር ፀገማት የጋጥምዎ ከምዘለዉ ትካል ሓባሲ ንብዓት ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሱናት ኣፈፀምቲ ኣካላት ኣብ ለዕሊ ዜጋታት ዘበፅሕዎ ምምሕዳራዊ በደላት ንምስትኽኻል ዝተቐመጡ መፍትሒታት ንክረኽቡ ተግባራዊ ኣብ ምግባር ፀገማት የጋጥምዎ ከምዘለዉ ትካል ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት…
ኮሮናቫይረስ ዶ/ር ሊያ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ተዛቲየን ኮቪድ 19 ከም ሃገር ዝኸፍአ ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ብፍላይ ቁፅሪ ብፅኑዕ ዝሓመሙ ሰባት ብምውስኹ እዛ ሃገር ብፅኑዕ…
ቢዝነስ ቀዳማይ ምዕራፍ ኳዕቲ ጉድጓድ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ሃፋ ቱሉሞዬ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኣሩሲ ከባቢ ኢተያ ዝተጀመረ ቀዳማይ ምዕራፍ ኳዕቲ ጉድጓድ ህንፀት ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ ቱሉሞዬ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። እቲ ፕሮጀክት 150 ሜጋዋት ሓይሊ ንምርካብ ኣብ ክልተ ምዕራፋት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝሓለፈ ናይ ሓባር ታሪክና ዝወረስናዮም ዝተዛብዑ ርክባት ብምምዕርራይ ሓደ ናይ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ማሕበረሰብ ምህናፅ ትፅቢት ይግበረና- ፕ/ት ሳህለወርቅ… Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ካብ ዝሓለፈ ናይ ሓባር ታሪክና ዝወረስናዮም ዝተዛብዑ ርክባት ብምምዕርራይ ሓደ ናይ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ማሕበረሰብ ምህናፅ ትፅቢት ይግበረና ኢለን። እተን ፕሬዚዳንት ምምሕዳር ወሰን፣ መንነትን ባዕልኻ ንባዕልኻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈጠረ ሰላምን ምርግጋዕን ዘላቒ ንክኸውን ነበርቲ ምስ ሓይሊ ፀፅታ ብምትሕብባር ይሰርሑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈጠረ ሰላምን ምርግጋዕን ዘላቒ ንክኸውን ነበርቲ ምስ ሓይሊ ፀፅታ ብምትሕብባር ይሰርሑ ከምዘለዉ ተገሊፁ። እቶም ነበርቲ ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ድሕሪ ምክያዱ እታ ከተማ ናብ ሰለማዊ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ሚኒስቴር ትራንስፖረት ምስ ዘዳለዎ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ብምጥዕዓም ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ሰብነት ንኽህልዎ ልዝብ ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ሰብነት ሃሊዩዎ ናፃን ዘይሻራዊን ትካል ኮይኑ ንኽንቀሳቐስ ልዝብ ይገብር ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣፈፃፅማ ፀብፃቡ ከምኡ እውን ኣብ ምምሕያሽ ረቂቕ ሰነድ ቃል ኪዳን እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪን…