ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሑሰን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ጁብቲ ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሑሰን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጁብቲ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ምስ ሚኒስትር ግብርና ጅቡቲን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ከባቢ ወደብን ክዛተ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 404 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 625 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 404 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 130 ሺሕን 326…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ብገበን ዝተጠርጠሩ 20 ኣመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ብገበን ዝተጠርጠሩ 20 ኣመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ሎሚ መዓልቲ ዝቐረቡ ቁልፊ ኣመራርሓ ህወሓት ካብ መንጎ ዝነበሩ ኣይተ ስብሓት ነጋን ወይዘሮ ኬሪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ራያ ተምሃርኡ ንምቕባል ሙሉእ ምድላዋቱ ከምዝወገነ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርሲቲ ራያ ተምሃርኡ ንምቕባል ሙሉእ ምድላዋቱ ከምዝወገነ ገሊፁ። እቲ ዩንቨርስቲ ብምኽንያት ቫይረስኮሮና ተቋሪፁ ዝነበረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምቕፃል ዝወሰነ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ 15ን 16 ጥሪ 2013 ዓ.ም ተምሃርኡ ንምቕባል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኬንያ ሓድሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስኮሮና ከም ዝተረኸበ ሓደ ምስ መንግስቲ ምትእስሳር ዘለዎ ትካል ምርምር ዘውፅኦ መፅናዕቲ ሓቢሩ። እቲ ቫይረስ ካብ ወርሒ ሰነ ክሳብ ጥቅምቲ ኣብ ዘሎ ግዜ ብዝተገብረ መፅናዕቲ ኣብ ደቡብ ምብራቕ እታ ሃገር ክርከብ ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቐፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ኩለን ክልላት ድኽመትን ጥንካረን ፀፅታን ድሕንነትን ከምዝተለለየ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ መርጫ ፀገማት ፀፅታን ድሕንነትን ንከየጋጥሙ ካብብሐዚኡ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ። ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ ትልሚ ምርጫ፣ ሃገራዊ ስግኣታት ድሕንነት ከምኡ ውን ኣንፈታት መፍትሒ ኣመልኪተን ኣብ ቤት…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ቱርክን ኣብ መንጎአን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ናብ 1 ቢሊየን ዶላር ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ኣብ መንጎአን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ናብ 1 ቢሊየን ዶላር ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ አለበል ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻምናይ ኣኼባ ኮሚሽን ሕብረት ኢኮኖሚ፣ ንግዲን ቴክኒክን ኢትዮ ቱርኪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ማዕከላዊ ቁፅፅርን ኢንስፔክሽንን ፓርቲ ብልፅግና እቲ ፓርቲ ኣስታት 10 ሚሊየን ኣባላትን ኣመራርሓን ከምዘለውዎ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ማዕከላዊ ቁፅፅርን ኢንስፔክሽንን ፓርቲ ብልፅግና እቲ ፓርቲ ኣስታት 10 ሚሊየን ኣባላትን ኣመራርሓን ኣብ መላእ ሃገር ከምዘለውዎ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ 2013 ዓ.ም ይግምግም ኣሎ። ኣብዚ ሐዚ እዋን 9…
ጥዕና ሕማም ዓሶ ኣብ 13 ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ይስፋሕፋሕ ከምዘሎ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ካብ ክልል ኦሮሚያ ንምጥፋእ ብዙሓት ስራሕቲ እኳ እንተተሰርሑ እቲ ሕማም ሐዚ እውን ፀገም ጥዕና ሕብረተሰብ ብምዃን ይቕፅል ምህላዉ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ሕማም ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ፣ ምዕራብ ሃረርጌ ፣ ኣርሲ ፣ ምዕራብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሐን Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሐን። ወይዘሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ እንትኣትዋ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሃመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መነገስቲን ኣቀባበላ ገይረሙለን። እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ…