ቢዝነስ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ምኽባር ሕጊ ንዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ስራሕ ደው ኣቢሉ ዝነበረ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣየተ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም። እዚ ድማ ንምምሕያሽ ዋጋ ስሚንቶ እወንታዊ ግደ ኣለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን። እተን ኣምባሳደር ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተዛቲየን። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ገፀር ንዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ዕድል ትምህርቲ ንምምዕርራይን ፐለቲካዊ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይን ሓገዝ ምግባር ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዙ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ሰላምን ፀፅታ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳቲፎም፡፡ እቲ ኣኼባ፥ “ደቂ ኣንስትዮ ንሰላም፣ ባህሊን ተሳታፋይነትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኦነግ ንዘእተዎ ሰነድ መርሚሩ ውሳነ ከምዝህብ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግንባር ነፃነት ኦሮሞ/ኦነግ/ ዘእተዎ ሰነድ መርሚሩ ውሳነ ከምዝህብ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኦነግ ብኣይተ ኣራርሳ ቢቂላ ብዝተፅሓፈ ደብዳበ መበል ካልኣይ ሓፈሻዊ 4 መጋቢት 2013 ዓ.ም ከምዝካየደ ኣብቲ ሰነድ ገሊፁ። ነዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኣመራርሓ ሰራዊት ሃፍቲ ናይ ምፍላጥን ምምዝጋብን ስራሕቲ ይውገን ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣመራርሓ ሰራዊት ሃፍቲ ናይ ምፍላጥን ምምዝጋብን ስራሕቲ ይውገን ከምዘሎ ዳይሬክቶሬት ምክትታል ስነ ምግባር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ተወካሊ እቲ ዳይሬክቶሬት ሌተናል ኮሎኔል ሃይሉ ኣሰፋ፥ ነቲ ጉዳይ ብዝምልከቶም ኣመራርሓ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምውዳድ ልኡኽቶ እናፈፀሙ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምውዳድ ልኡኽቶ እናፈፀሙ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ልኡኽቶ ኣብ ምፍፃም እናሃለዉ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ፍሉይ ሓይሊ ህወሓትን ሚሊሻታትን ሻምበል ፃዲቅ ኪሮስ፣ ብርሃኑ ፍፁም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከካይድ ኢዩ። ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመትን እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያትን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ጆን ማጉፉሊ ግዕዝይና ንምክልኻልን ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ንምድንፋዕን ብርቲዕ ፃዕሪ ገይሮም – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን ማጉፉሊ ግዕዝይና ንምክልኻልን ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ንምድንፋዕን ብርቲዕ ፃዕሪ ምግባሮም ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ታንዛኒያ ተረኺበን ብሕልፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ መበል 53 ጉባኤ ሚኒስትራት ልምዓት ገንዘብ፣ ትልሚን ኢኮኖሚን ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 53 ጉባኤ ሚኒስትራት ልምዓት ገንዘብ፣ ትልሚን ኢኮኖሚን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ተሳቲፎም። ዶክተር ኣቢይ መደረ ዘስምዑ እንትኾኑ፥ ዓለምና እናተቓለሰቶም ካብ ዝርከቡ ተፈጥሮኣዊን ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ዓመት 200 ማእኸላት መውሃቢ ኩለመዳይ ትምህርቲ ከምዝተጣየሹ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ድሌት ዘለዎም ተምሃሮ ጥጡሕ ኩነታት ንምፍጣር ኣብዚ ዓመት 200 ማእኸላት መውሀቢ ኩለመዳይ ትምህርቲ ከምዝተጣየሹ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ጉዳይ ማእኸላት ፍሉይ ሓገዝ ኣድሂቡ ንርእሳነ መማህራንን ተዘዋወርቲ መምህራንን…