ኣብ ልዕሊ ኦነግ ሸኔ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ልዑል ሓገዝን ምትሕብባርን ህዝቢ ከምዘሎ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኦነግ ሸኔ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ልዑል ሓገዝን ምትሕብባርን ህዝቢ ከምዘሎ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ኮሚሽነር ጀነራል ኣራርሳ መርዳሳ ገሊፆም።
ሓይሊ ፖሊስ እቲ ክልል ምስ ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ እቲ…