ኮሮናቫይረስ 26 ለጥቢ 8 ሚሊየን ዝኾኑ ብሪታኒያውያን በፃሓት ክታበት ኮቪድ ምርካቦም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)26 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዝኾኑ ብሪታንያውያን በፃሓት ቀዳማይ ዙር ክታበት ቫይረስኮሮና ከምዝወሰዱ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ማት ሃንኮክ፥ ከይዲ እቲ ክታበት “ዓቢዪ ዓወት” ክብሉ ገሊፆምዎ፡፡ እታ ሃገር ዓርቢ መዓልቲ ጥራሕ 711 ሺሕን…
ስፓርት ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ክልተ ተፃወትቲ ክፍሊ ምክልኻል ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃኢ ረቡዕ ምስ ማዳጋስካር መዘናኣ ክትፃወት ኢያ፡፡ እቲ ፀወታ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ እታ ሃገራዊት ጋንታ ንምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውንሲንድረም ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውንሲንድረም (ዝሕታለ ዕቤት ኣእምሮ) ብብርኪ ዓለም ንመበል 10ይ ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 6ይ ግዘ ተኸቢሩ። እቲ መዓልቲ ካብ ደምበል ሲቲ ሴንተር ክሳብ ፋውንዴሽን ኣብ ዘሎ ቦታ ጉዕዞ እግሪ 1 ኪሎ ሜትሮ ብምግባር ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ሕብረተሰብ ብምስታፍ ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርክ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ሕብረተሰብን ቱሪምን ኣይተ ታደሰ ይግዛው ከምዝገለፁዎ፥ ትማሊ ካብ ሰዓት 9 ጀሚሩ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም። ንሃገሮም ልኣላውነትን ሓድነትን ኣብ ጎኒ መንግስቲ ከምዝኾኑ እውን ገሊፆም። እቲ ሰልፊ፥ ''ንሃገርና …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሸን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብስሩዕ ስልጠና ፖሊስ ሳይንስ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 100 ፖሊሳት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሸን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብስሩዕ ስልጠና ፖሊስ ሳይንስ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 100 ፖሊሳት ኣመሪቑ። እቶም ፖሊሳት ብሓሙሽተ ኣዋርሕ ብብቕዓት ኣካል፣ ቴኳንዶ፣ ኣድማ ብተና፣ ወተሃደራዊ ሰልፍን ምርመራ ገበንን ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ። ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ 21 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ በዝተገበረ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ኣብ ልዕሊ 21 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደን 96 ተሓባበርቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉን ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተገበረሉ መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ኤሊክትሪክ ኢትዮጵያን ዶክተር ኣብርሃም በላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ልምዓት ሓሳብ ብምፍልፋል ኢትዮጵያ ብልምዓት ምቕያር ይከኣል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ልምዓት ሓሳብ ብምፍልፋል ኢትዮጵያ ብልምዓት ምቕያር ይከኣል ኢዩ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ወንጪ ዝህነፅ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብዕሊ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም። "ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እተን ሓዳሽ ፕሬዚዳንት ናብ ስልጣን ምምፅአን ንሃገረን ጥራሕ ዘይኮነስ ነቲ ቀጠና ኢሉውን ንኣፍሪካ ዘለዎ…