ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እናተሃነፁ ካብ ሞንጎ ዝርከቡፓርኪታት ሓደ ዝኾነ ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ ካብ መሪሕ ሕርሻ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ዝተዋደደ ስግግር ንምስላጥ፥ መንግስቲ እናተግበሮም ዝርከቡ ተግባራት ሓደ ዝተዋደደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሕፅረት መድሓኒትን መገልገሊ መሳርሒታት ሕክምናን ንምንካይ ዝምልከቶም ኣካላት ሓገዝ ክገብሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተደንገገ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅሙኡ ዝምርምር ቦርድ ኣብ ካልኣይ ዙር ትዕዝብቲ መስክ ዝተረኸቡ ውፅታት ኣመልኪቱ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ተዛቲዩ። እቲ መርማሪ ቦርድ ዝገበሮ ዘተ ። ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ከምኡ እውን ምስ ቀዋሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ይወስኽእ ምበር ቁፅሪ ተጠቀምቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምንካዩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ይወስኽእ ምበር ቁፅሪ ተጠቀምቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምንካዩ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ብምትሕብባር ሚኒስትር ጥዕናን ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለወ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምግታእ ዝዓለመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎኒ ህወሓት ተሰሊፎም ዝነበሩ 120 ዕጡቓት ናፅነት ዓፋር ዝተሃቀነሎም ጥፍኣት ተግባራዊ እንተይገበሩ ብሰላም ናብቲ ክልል ምእታዎም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጎኒ ህወሓት ተሰሊፎም ዝነበሩ 120 ዕጡቓት ናፅነት ዓፋር ዝተሃቀነሎም ጥፍኣት ተግባራዊ እንተይገበሩ ብሰላም ናብቲ ክልል ክኣትዉ ከምዝተገበረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ካብ በረኻታት ኤርትራ ናብ ሃገር ዝኣተዉ ዕጡቓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንስልጠና ብሄራዊ ግልጋሎት ወለንታ መናእሰይ ናብ ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ዝኣተዉ መናእሰይ ምስ ሚኒስትር ሰላም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንስልጠና ብሄራዊ ግልጋሎት ወለንታ መናእሰይ ናብ ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ዝኣተዉ መናእሰይ ምስ ኣመራርሓታት ፕሮጀክት ግልጋኮት ወለንታ ሚኒስትር ሰላም ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ዳይሬክተር ጀነራል ህንፀት ሰላም ወይዘሮ ኣስማ ረዲን ኣማኻሪ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ህፁፅ ኣኼቡኡ ከሳልጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ህፁፅ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከሳልጥ ኢዩ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ ኣብቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ እዋናዊ፣ ክልላዊን ሃገራዊን ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ክመሓላለፉ ኢዮም፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን…
ስፓርት ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ። ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ፍቓድ ኣባልነት ምርካቡ ካብ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴራልዝረኸብናዮ…
ኮሮናቫይረስ ተወሰኽቲ 376 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 699 ሰባት ድማ ሒሹዎም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 949 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 376 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 128 ሺሕን 992 ከምዝበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ከይዲ ስራሕ ኣብያተ ፅሕፈት ጨንፈር ክልላት ቅልጡፍን ዘበናዊን ኣፈፃፅማ ስራሕ ንክህልዎም ዘኽእል ስልጠና ይህብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ከይዲ ስራሕ ኣብያተ ፅሕፈት ጨንፈር ክልላት ቅልጡፍን ዘበናዊን ኣፈፃፅማ ስራሕ ንክህልዎም ዘኽእል ስልጠና ምስ ወለንታዊያን ተካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ይህብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ንክልተ መዓልታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓላፊ ኤጀንሲ ኤክስፖርትን ኢምፖርት ዋሎኒያ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዋሎኒያ ቤልጂም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ሂሩት ዘመነ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓላፊ ኤጀንሲ ኤክስፖርትን ኢምፖርትን ዋሎኒያ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዋሎኒያ ቤልጂም ዴላትሬ ዶሚኒክ ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምቹው ኣማራፂ…