ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ኮይሻ ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሺመልስ ኣብዲሳን ካብ መንጎ ሃገራዊ ፕሮጀክትታት ሓደ ዝኾነ ፕሮጀክት ኮይሻ ጎብኒዮም። ብተወሳኺ ኣብ ከተማ ጂማ ዝተሰርሑ ፕሮጀክቲታት ልምዓት እውን ተዓዚቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምስራት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ሃፍቱ ብግቡ ንኽጥቀም ኣኽኢሉ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት ዞባ እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና መዕበዪ ዓቕሚ ተዛዚሙ። ኣብ መጠቓለሊ እቲ ስልጠና ተረኺቦም መብርሂ ዘሃቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ ይስሃቕ ኣብዱልቃድር፥ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብፍላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ጥንወቃቐ ይግበር ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተወሰና ሃገራት እናተርኣየ ዝርከብ ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ኣድላዪ ጥንወቃቐ እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ካብ ወርሒ መስከረም 2013 ጀሚሩ ሓዱሽ ዓሌት ቫረስኮሮና ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ምርኣዩ ይፍለጥ፤ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሁዋዌ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ንምንቅስቓስ እናሰርሐ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ሁዋዌ መንግስቲ ዘፈር ቴሌኮም ምኽፋቱ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ንምንቅስቓስ እናሰርሐ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ እናዓበየትን ኣብ ቀፃሊ ኣዚያ ኣድላዪት ሃገር እናኾነት ምምፅኣ፥ ትሕቲ ሰሃራ ኣብ ዝርከባ 22 ሃገራት ሓላፊ ርክብ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ የኋላሸት ጀመረ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ የኋላሸት ጀመረ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኮይኖም ተሸይሞም። ኣይተ የኋላሸት ጀመረ ካብ 1 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሮም ዝተሾሙ እንርኾኑ፥ ቅድም ክብል ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ኣብ ዓውዲ ምህንድስና ተዋፊሮም ከምዘገልገሉ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ሕጊ ስነ-ስርዓት ገበንን መረዳእታን ብመንፅር ሰብኣዊ መሰላት ክመሓየሽ ይግባእ – ኢሰማኮ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትጵያ (ኢሰመኮ) ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረቡ ብዙሓት ብዙሓት ድንጋገታት ረቀቕቲ ሕጊ ስነ-ስርዓት ገበንን መረዳእታን ብመንፅር መምርሒታት ሰብኣዊ መሰላት ክመሓየሹ ከምዝግባእ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መፋርቕ እዚ ዓመት ብር 442 ሚሊየንን 782 ሺሕን ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ክፋላት ሕብረተሰብ ደገፍ ተገይሩ- ኣይተ ላቀ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብኮንትሮባነድ ዝውውር ዝተትሓዙን ሃፍቲ ህዝቢ ዝኾኑን ብር 442 ሚሊየንን 782 ሺሕን ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ክፋላት ሕብረተሰብ ደገፍ ተገይሩ ከብሉ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣፍሊጦም። ብመሰረት እዚ ሞት ኣርቲስት ሃጫሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ኣብ ከባቢ ዶብ ትገብሮ ዘይሕጋዊ ምንቅስቃስ ትቕፅለሉ ኣላ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ኣብ ከባቢ ዶብ ትገብሮ ዘይሕጋዊ ምንቅስቃስ ትቕፅለሉ ከምዘላ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቶም ኣቀባሊ ቃል ኣብ ፖለቲካዊ ኢኮኖሚያዊን ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ዓበይቲ ክንውናት እዚ ሰሙን ኣመልኪቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥዕና ደቂ ኣዶታትዮን ህፃናትን ንምምሕያሽ ትኹረት ተገይሩ ይስራሕ ኣሎ – ዶክተር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ምፍሳስ ደም ንምንታይ ኣዶ ትሙት ብዝብል መሪሕ ቃል ወርሒ ጥዑያት ኣዶታት ሎሚ መዓልቲ ምኽባር ጀሚሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 15 ግዘ ዝኽበር ዘሎ እቲ ወርሒ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ ክኽበር ኢዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ትዝታ ኣለሙ ንማሕበረሰብ ንግዲ ህንዲ ኣብ ኢትየጵያ ዘለዉኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ዶክተር ትዝታ ሙሉጌታ ኣምባሳደር ትዝታ ኣለሙ ንማሕበረሰብ ንግዲ ህንዲ ኣብ ኢትየጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን። ብትካል ኤክስፖርት ህንዲ ዝተዳለወን ድሕሪ ኮቪድ-19 ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን…