ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳነት ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፡- ኣይተ ጎሹ እንዳላማው ኣማኻሪ ርክብ ህዝቢ ርዕሰ ምምሕዳር ኣይተ ደሳለኝ ኣስራደ ፍሉይ ኣማኻሪ ርዕሰ ምምሕዳር ኣይተ መስፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መረፃ ንምስታፍ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናሰርሑ ከምዝኾኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃ ንምስታፍ ብዙሓት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናሰርሑ ከምዝኾኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጦም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣመራርሓታት ፓርቲ ህዝባዊ ኣቢዮታዊ ኢትዮጵያ (ኢሃፓ)፣ ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣቱ ፍርያት ናይ ምትካእ ሙሉእ ዓቕሚ ከምዘለዎም ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ብሙሉእ ዓቕሚ ናብ ስራሕ እንትኣትዉ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣቱ ፍርያት ናይ ምትካእ ሙሉእ ዓቕሚ ከምዘለዎም ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ እሸቴ ኣስፋው ገሊፆም። ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንኩባ መሊሳ ኣብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ኣስፊራታ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኩባ ንኮሚኒስት ሃገረ ቬነዝወላ ከም እትድግፍ ብምግላፅ ኣብ መዝገብ ዝርዝር ግብረ ራዕዲ ዝምውላ ሃገራት ዳግም ከም ዝሰፈረት ኣፍሊጣ። ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ቤተ መንግስቲ ኣሜሪካ ንክወፅእ ውሑዳት መዓልታት ኣብ ዝተረፍኦ'ዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዊድን ስራሕቲ ሪፎርም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሉንድኪስት ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር፥ መንግስቲ ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈራት ትምህርቲ፣ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን፣ ህንፀት ሰላመን ከምኡ እውን ሓፈሻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምጥያሽ መርሃ ግብሪ ተሓንፂፁ ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ ም/ቀ/ሚኒስትር ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምዝዛሙ ስዒቡ ቅልጡፍ መርሃ ግብሪ መሊስካ ምጥያሽ ተሓንፂፁ ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም። ኣብ ቀረባ እዋን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣስከሬን ኣጊቱ ጉደታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲኣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነሽ ኣበቤን ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ኣተሓባባሪ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣይተ ጃንጥራር አባይ ሓዊሱ ቤተሰባን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሐ መንግስቲን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ…
ቢዝነስ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩን ዘፍለጡን ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብፅሒት ባንኪ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ኣቕሪቡ። ብመሰረት እዚ፦ ትካል ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ባሕር ትራንስፖርት ኢትዮጵያ - 30 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ምክትል ኣዛዚ መበል 33 ክፍለ ሰራዊት ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ። ኣብ ታሪኽ ህይወቶም ከምዝተገለፀ፥ ግንባር ማይፀብሪ ብምምራሕን እቲ ከባቢ ካብ ጁንታ ነፃ ብምግባርን ወፍሪ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 599 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 128 ሺሕን 616…