Fana: At a Speed of Life!

ረቂቕ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ብኣንፃራዊነት ዝረአ ናፅነት ሚዲያ ብዘሸ መልክዑ ዘጠናኽር ማዕቐፍ ሕጊ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ብኣንፃራዊነት ዝረአ ናፅነት ሚዲያ ብዘሸ መልክዑ ዘጠናኽር ማዕቐፍ ሕጊ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ዴሞክራሲያዊ ጉዳያት ሕጊን ፍትሒን፥ ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ዝለዓሉ ሕቶታት ኣድሂቡ መድረኽ መረድኢ…

ክሳብ ሕዚ ኣብ ዞባ መተከል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ብር 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክሳብ ሕዚ ኣብ ዞባ መተከል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ብር 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝተኣከበ ዓባይ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈትሮን ክልል ቤኒንሻንጉልን ኣብ ዞባ መተከል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ። ዶክተር ኣቢይ፥ 21 ሕዳር 2013 ዓ.ም ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሓፍ ኢዩ…

ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር መናእሰይ ዘለዎም ግደ ዝምክልከት ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር መናእሰይ ዘለዎም ግደ ዝምክልከት ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ብሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፀግና ዝተዳለወ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘለዉ ሙሁራን ዝተኻተቱሉ ኢዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ…

ምሕረት ዝተብሃለ ኣቕራቢ ሕክምና ትካል 290 ሺሕ ዶላር ዘውፅኡ ኣፋውሳትን ኣቑሑት ሕክምናን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕረት ዝተብሃለ ኣቕራቢ ሕክምና ትካል 290 ሺሕ ዶላር ዘውፅኡ ኣፋውሳትን ኣቑሑት ሕክምናን ሓገዝ ምግባሩ ኣምባሳደር ኢትጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም ኣረጋ ኣፍሊጦም። እቲ ትካል፥ ኣፋውስን ናይ ውልቀ ኣቑሑት ሕክምና ሓገዝ ምግባሩ እቶም ኣምባሳደር…

ላዕለወይቲ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣመልኪቶም ዘውፅአኦ መግለፂ ኣግባብ ዘይኮነን ኣዳላዊን ኢዩ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣውሮፓ ዝገበሩ ትካላት ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ላዕለወይቲ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ዘውፅአኦ መግለፂ ኣግባብ ዘይኮነን ተኣማኒነት እቲ ኮሚሽን ኣብ ሕቶ ዘውድቕ ከምዝኾነ ገሊፆም።…

ተወሰኽቲ 524 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 79 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ተወሰኽቲ 524 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 79 ሰባት ድማ ሒሹዎም። ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 381 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 524 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ…

ሱዳን ተወሳኺ ሓላፍነት ሰብ ሞያታት ቢጋር እንተዘይተዳሊዩ ልዝብ ክገብር ኣይክእልን ዝብል ቅዋም ምሓዛ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ማይን ሚኒስታራት ጉዳያት ወፃኢን ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ትማሊ ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዞም ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ ኣኼባ፥ ብኣካቢነት ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ሕብረት ኣፍሪካን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ…

ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ናይ መወዳእታ ልዑል ወታደራዊ ኒሻን ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ካብ ኢታማዡር ሹም ጅቡቲ ጄኔራል ዘካሪያ ሼህ ኢብራሂም ናይ መወዳእታ ልዑል ወታደራዊ ኒሻን እታ ሃገር ተበርኪቱሎም። ኣብቲ ስነስርዓት ምልባስ ኒሻን ዝተረኸቡ ሓላፊ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሌተናል…

እቲ ሽልማት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሰላም እዚ ቀጠና ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ – ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ካብ ህዝብን መንግስትን ጁቡቲ ዝተበረከተሎም ናይታ ሀገር ናይ መወዳእታ ብርኪ ልዑል ኒሻን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሰላም እዚ ቀጠና ንዘበርክቶ ዘሎ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ ኢሎም። ካብ…