ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ንሓዱሽ ኣቦ መንበር ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻደ ዝቐነየ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ "ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ስርዓታት ሓለዋ ፅሬትን ምርግጋፅ፥ ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተበፃሕነት ትምህርቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ክብ ንምባል ሰሪሕና – ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ትምህርቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ክብ ንምባል ሰሪሕና ኢለን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው። መበል 30 ጉባኤ ትካል ልምዓት ቀዳማዊ እመቤታት ኣፍሪካ "ፈተናታት ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካን ናይ ምፅዋር ዓቕሚ ምህናፅ- ክሌማዊ ለውጢ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነት ማለት ወናንነት ያታ ምርግጋፅ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሉኣላዊነት ማለት ወናንነት ያታ ምርግጋፅ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኅብረት "ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ስርዓታት ሓለዋ ፅሬትን ምርግጋፅ፥ ሸቶታት ኣጀንዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ኔቱምቦ ናንዲ ንዴትዋ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኣጉራዊን ሓበራዊ ድሌትን ጉዳያት ጠሚቶም ሓሳብ ከምዝተለዋወጡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣፍሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)2ይ ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን፡፡ እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምለን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ ካብ ማንም እዋን ብዝበበለፀ ኣድላዪ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ ካብ ማንም እዋን ብዝበበለፀ ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መድረኽ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ (APRM) መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሃገራት ማዕቐፍ ምትሕብባር ናይል ኣብ ሩባ ናይል ፍትሓዊ ተረባሕነት ቆራፃት ከምዝኾና ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ማዕቐፍ ስምምዕነት ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ዘፅደቓ ሃገራት ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ሩዋንዳ፣ ታንዛኒያ፣ ኡጋንዳ፣…