Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሩይ ፖለቲከኛን በዓል ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲን ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ኣብ መካነ መቃብር ጴጥሮስ ወጳውሎስ ተፈፂሙ። ኣስከሬን ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ኣብ ለገ ጣፎ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኦም ናብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላዊ ዑደት ንምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ንፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣፋኒዮምዎም፡፡…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ጎድና ጎድኒ ፍሉይ ጉባኤ ኩለመዳይ ፕሮግራም ልምዓት ሕርሻ ኣፍሪካ (ካዳፕ) ኣብ ዝተገበረ ዘተ፤ ሕርሻ ኣብ ምዝማን፣ ሩባ ኣባይ ብሓባር…

መበል 55 ዓመት ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቻይናን ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 55 ዓመት በዓል ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ወዳጅነት ኣደባባይ ተኸቢሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፣ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቸን ሃይ፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል…

ዕጥቂ ሒዞም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ብምቕባል ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ደባርቅ ዕጥቂ ሒዞም እናተንቀሳቐሱ ዘነበሩን ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ፀገም እናፈጠሩ ዝፀንሑን ጉጅለታት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ብምቕባል ኢዶም እናሃቡ ከምዝርከቡ ተገሊፁ፡፡ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ሓይሊ ፀፅታ እቲ ከባቢ…

ውድድር ፍፃመ ሱፐር ካፕ ኤልክላሲኮ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ሱፐር ካፕ ስፔን ሪያል ማድሪድን ባርሴሎናን (ኤልክላሲኮ) ዝገብረኦ ውድድር ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ስዑድ ዓረብ ስታዲየም ኣብዱላህ ስፖርት ሲቲ ምሸት ሰዓት 4 ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብ ፍርቂ ፍፃመ…

ኩነታት ፀፅታ ንምቁፅፃር ምውፋር ድሮናት ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥሙር ሓይሊ ፀፅታ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ዘሎ ኩነታት ፀፅታ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብምግምጋም ቀፃሊ ኣንፈት ኣቐሚጡ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ መድረኽ፤ “ስራሕቲ ምክልኻል ገበን…

መቻል ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረ ብመቻል 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ መቻል ንኽትዕወት ሽመልስ በቀለ ኣብ መበል 24 ደቒቕ ከምኡ እውን ግሩም ሓጎስ ኣብ መበል 39ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ስሑል ሽረ ድማ…

ሓድነት ህዝቢታት ንምጥንኻር ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ምስ ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት ካቶሊካዊት ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ መሓመድ÷ እት ዘተ ዘጋጥሙ ማሕበራዊ ፀገማት ብምፍታሕ ብሓባር ሰላም እዛ ሃገር ንምርግጋፅ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡…

መድረኽ ዘተ ፋይናንስ፣ እቶት፣ ፕላንን ልምዓትን ፌዴራልን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 29 መድረኽ ዘተ ፋይናንስ፣ እቶት፣ ፕላንን ልምዓትን ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ እቲ መድረኽ ዘተ ተግባራዊ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ፕሮግራም መመሓየሺ…