ልዕሊ 996 ሚሊየን ብር ንመንግስቲ ንክምለስ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ልዕሊ 996 ሚሊየን ብርን ልዕሊ 24 ሺሕ ሄክታር መሬትን ንመንግስቲ ንክምለስ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ፌዴራልን ገሊፁ።
ብተወሳኺ 18 ኣባይቲ ቀበሌ፣ ንሓገዝ ዝመፅአ 274 ኩንታል እኽሊ ካብ…