ጋዜጠኛታት ድምፂ ወያነ (DW international) መደብ ቋንቋ ኦሮሚኛ ንህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋዜጠኛታት ድምፂ ወያነ (DW international) መደብ ቋንቋ ኦሮሚኛ ንህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቶም።
ልሳን እቲ ጉጅለ ጁንታ ዝነበረ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ፥ ኣብቲ ጣቢያ ቅድሚ ኣዋርሕ ፈነወ ቋንቋ ኦሮሚኛ ብምጅማር ናይ ሓሶት ዜናታትን ብመርህ…