ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣሽከርከርቲ ብምኽኒያት ሕፅረት ነዳዲ ንምንቅስቓስ ከምዝተፀገሙ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣሽከርከርቲ ብምኽኒያት ሕፅረት ነዳዲ ንምንቅስቓስ ከምዝተፀገሙ ተዛሪቦም። ጊዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብግድኡ፥ ነዳዲ ዝፀዓና ቦቲታት ካብ ጅቡቲ ይመፅኣ ስለ ዘለዋ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ክፍታሕ ኢዩ ኢሉ። ሰብ ዋና ከተማ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 322 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 934 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 322 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 126 ሺሕን 241…
ስፓርት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና እንትትዕወት ጋንታታት ሰበታ ከነማን ጅማ ኣባ ጅፋርን ድማ ማዕረ ተፈላሊየን። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀዋታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ጉድኣት ዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ኣብ ፅቡቕ ጥዕናዊ ኩነታት ከምዘለዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻዕል ሃገር ኣብ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ዑደት ገይሮም። እቲ ሚኒስቴር ነቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 200 ልዑል ናይ ምዕባይ ዓቕሚ ዘለዎም ሓሳባት ንግዲ ፈጠራ ንምብቃዕ ውድድር ተዳሊዩ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ 200 ልዑል ናይ ምዕባይ ዓቕሚ ዘለዎም ሓሳባት ንግዲ ፈጠራ ንምብቃዕ ዝዓለመ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ውድድር ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ምስ ማስተርካርድ ፋውንዴሽን ብምትህብባር ከምዝተዳለወ ተገሊፁ። ውድድር ብሩህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጥሕሰት ሲቪል፣ ፖለቲካዊን ሰብኣዊን መሰላት ተቓላዕቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጥሕሰት ሲቪል፣ ፖለቲካዊን ሰብኣዊን መሰላት ተቓላዕቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘድሃበ ዘተ ምክያዱ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቲ ዘተ ኣብ ረቂቕ ሰነድ ሳልሳይ ናይ ተግባር መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ሰብኣዊ መሰል ትኹረት ዝገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ልደት እንትነኽብር ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋታትን ከይፍጠሩ ጥንቃቐ ምግባር የድሊ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ በዓል ልደት እንተኽብር ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋታትን ከይፍጠሩ ጥንቃቐ ምግባር ከምዘድሊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋታትን ኣተሓሳሲቡ። መራሒ ጉጅለ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ጉልላት ጌታነህ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ናይ ማእኸል ተዋሳኣይነትን ናይ ጫፍ ተዓዛብነትን ዘትረፈ ኢዩ-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ናይ ማእኸል ተዋሳኣይነትን ናይ ጫፍ ተዓዛብነትን ዘትረፈ ኢዩ ክብላ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስቲዮ ዘለዎ ሐዚ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ምስ ኣወዳድባ ደቂ ኣኒስትዮ ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ልደት ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ልደት ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርከብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ፋሲካ ፋንታ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝተፈለላዩ ከባቢታት እታ ከተማ ምስ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ክልላዊ ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ክልላት ኦሮሚያ ኣምሓራን ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ክልላዊ ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ክልላት ኦሮሚያ ኣምሓራን ዕላዊ ኮይኑ። ብምኽንያት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ደንጉዩ ኣብዚ ዓመት ዝተውሃበ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ውፅኢቱ ዕላዊ ከምዝኾነ ቢሮ ትምህርቲ ክልቲአን ክልላት ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ…