ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብበዝሒ ግልጋሎትን ጉድለት ኣጠቓቕማን ጉድኣት ዝበፅሖም ድልድላት ፅገና ይግበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ብበዝሒ ግልጋሎትን ጉድለት ኣጠቓቕማን ጉድኣት ዝበፅሖም ድልድላት ፅገና እናገበረሎም ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ቤት ዕዮ እቲ በዓ መዚ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ካባቢታት እታ ከተማ ዝርከቡ ድልድላትን ሓገዝቲ ህንፀታትን መጠን…