Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ስጉምቲ ዝተወሰደሎም ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ታሕሳስ፣ 2013  ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ስጉምቲ ዝወሰደሎም ኣባላት ጉጅለ ህወሓት ዕላዊ ገይሩ። መከላኸሊ ሃገር ናይ ማይካድራ ጭፍጨፋ ዝመርሐ ኮነሬል የማነ ገብረሚካኤል ሓዊሱ ስጉምቲ ዝተወሰዶም አመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ዝርዝር ዕላዊ ገይሩ። ካብ…

ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ጁንታ ህወሓት ኣብ ዝውዝዖም ናይ ሓሶት ሓበሬታታት ብምዃን ኣብ ናይ ሓሶት ፀብፃብ ተፀሚደን ከምዝነበራ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ጁንታ ህወሓት ኣብ ዝውዝዖም ናይ ሓሶት ሓበሬታታት ብምዃን ኣብ ናይ ሓሶት ፀብፃብ ተፀሚደን ከምዝነበራ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ…

ብዙሓት ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ጁንታ ከምዝተማረኹን ከምዝተደምሰሱን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23  ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ጁንታ ከምዝተማረኹን ከምዝተደምሰሱን ተገሊፁ። እቶም ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ከምዝተማረኹን ከምዝተደምሰሱን ሓላፊ መምርሒ ምውፋር ሓይሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብርጋዴር ጄኔራል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናፃ ንግዲ ኣህጉራዊ ቀጠና ኣፍሪካ ናብ ስራሕ ብምእታዉ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናፃ ንግዲ ኣህጉራዊ ቀጠና ኣፍሪካ ናብ ስራሕ ብምእታዉ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም። እዚ ድማ ኣእሞሮ እታ ኣህጉር ንሓሳብ፣ ዕዳጋኣ ድማ ንንግዲ ክፍቲ ዝኾኑሉ ቀጠናዊ ውህደት ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ…

ሱዳን ኣብ ዳርፉር ዘሎ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ድሕንነቱን ስርዓቱን ተሓሊዩ ንክወፅእ ንክትገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳን ኣብ ዳርፉር ዘሎ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ድሕንነቱን ስርዓቱን ተሓሊዩ ንክወፅእ ንክትገብር ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካን ኣተሓሳሲቡ። ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካን ብሓባር ኣብ ሱዳን ዳርፉር ዘዋፈርዎ ዓቃቢ ሰላም…

ኣብ ትግራይ ፖለቲካዊ ውድባት ዘሳትፍ ሃዋህው ከምተፈጥረ ትዴፓ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ ዘሳትፍ ፖለቲካዊ ሃዋህው ብምፍጣሩ ንዕቤት ህዝቢ ትግራይ ፅቡቕ ኣጋጣሚ እዩ ክብሉ ዋና ፀሓፊ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ(ትዴፓ) ኣይተ ጊደና መድሕን ገሊፆም። ኣይተ ጊደና መድሕን ብፍላይ ንወጋሕታ ጋዜጣ…

ኣብ ዞባ መተከል ይውሰድ ብዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዕጡቓት ሓይሊታት ኢዶም ይህቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከልል ቤኒሻንጉል ጉመዝ ዞባ መተከል ይውሰድ ብዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዕጡቓት ሓይሊታት ኢዶም ይህቡ ከምዘለዉ ብቐዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ። ነቲ ምኽባር ሕጊን ዓውዲ ፀፅታን ዝመርሑ ሌተናል ጀኔራል…

ሩሲያ ኣብ ትግራይ ንዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ንምፅጋን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩሲያ ኣብ ትግራይ ንዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ንምፅጋን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ከምእትገብር ኣብ ኢትዮጵያ የሩሲያ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኢቭጌት ተረኪን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር መነግስቲ ኣብቲ ክልል ዝገበሮ ሕጊ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ህልውናን…

ብሪታኒያ ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት ካብ ሕብረት ኣውሮፓ  ብዕሊ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሪታኒያ ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት 2021  ካብ ሕብረት ኣውሮፓ  ብዕሊ ተፈልያ ሓድሽ መገዲ ከምዝጀመረት ተገሊፁ። እታ ሃገር ሓሙስ ናብ ዓርቢ ኣብ ዘውገሓሉ ዕለት ካብ ለይቲ ሰዓት ሓሙሽተ ጀሚሩ ንሕግታት ሕብረት ኣውሮፓ ምስዓብ ደው ከምዘበለት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መቕተልቲ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዝተፈፀመ ገበን ምግጣሙ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መቕተልቲ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዝተፈፀመ ገበን ምግጣሙ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ መቕተልቲ ስዒቡ ብዘጋጠመ ምንጋዕ ፀፅታ ዝተሳተፉ ሰባትን ጉጅለታትን ኣብ ልዕሊ ስቪል…