ኢትዮጵያ ኣብ ካሊፎርኒያ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዓ መሪር ሓዘን ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ሎስ ኣንጀለስ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብን ንብረትን ብዘብፀሖ ጉድኣት ዝተሰማዓ መሪር ሓዘን ገሊፃ፡፡
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ብዝበፅሐ ጉድኣት ኢትዮጵያ ከምዝሓዘነት…