Fana: At a Speed of Life!

ንሰብ ውዕለታ ሃገር ውሩያት ኣትሌታት መበረታትዒ ሽልማት ገንዘብ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ን100 ውሩያት ኣትሌታት ሰብ ውዕለታ ሃገር መበረታትዒ ሽልማት ገንዘብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተበርኪቱሎም። እቶም ውሩያት ኣትሌታት ንሕድሕዶም ብር 3 ሺሕ ሓገዝ ገንዘብ ህያብ ብፕሬዚዳንት ማሕበር…

ኣብ ምምሕያሽ ስርዓት ጥዕና ምግቢ ኣዴታትን ዕሸል ሃፃናትን ዝዓለመ ወፍሪ መድረኽ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስርዓት ጥዕና ምግቢ ኣዴታትን ዕሸል ሃፃናትን ብዝበለፀ ንምምሕያ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መዳርግቲ ኣካላት ተዋዲዶም ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። “ዝተጠናኸረ ሓበራዊ ፃዕሪ ንዝተመጣጠነ ልምዓት ጥዕና” ብዝብል መሪሕ ቃል…

ሃገራት ብቫይረስ ኮሮና ዝተዘሓሓለ ሓዱሽ ዓመት 2021 ፈረንጂ ኣቐዲመን ይቕበላ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዝተዘሓሓለ ሓዱሽ ዓመት 2021 ፈረንጂ ኣቐዲመን ይቕበላ ኣለዋ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፓስፊክ ትርከብ ኒውዝላንድ ሓዱሽ ዓመት 2021 ብምቕባል ፈላመይቲ ኮይና፡፡ ኣብ ደሴታት ፓስፊክ ዝርከባ ሃገራት 2021…

ኣብ ኖርዌይ ዝርከብ ትካል ሰብሞያታትኢትዮጵያ ንዩኒቨርሲቲታት ዝኸውን 91 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኖርዌይ ዝርከብ ትካል ሰብሞያታትኢትዮጵያ ንህንፀት ዓቕሚ ሓሙሽተ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ ዝኸውን 91 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዘ፥ "ኢትዮጵያን ኖርዌጃን ፕሮፌሽናል ኦርጋናይዜሽን" ዝተብሃለ ትካል ኢዩ ገይሩዎ ተባሂሉ። ማኔጂንግ…

ባንኪ ወጋገን ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ቅድሚ ካብ ታክሲ ወፃኢ ብ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ትርፊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ቅድሚ ካብ ታክሲ ወፃኢ ብ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ትርፊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ባንኪ ወጋገን እዚ ዝበለ፥ መበል 27 ስሩዕ ጉባኤ ሰብኣክሲዮን እቲ ባንኪ ኣብ ዘሳለጠሉ እዋን ኢዩ። ኣብቲ በጀት ዓመት ለበዳ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንመርሃ ግብሪ ”ዕቖሩ፣ ተሸለሙ”ን ”ተቀበሉ፣ ዘርዝሩ፣ ተሸለሙ”ን ዘዳለዎ ዕፃ ንዝወፅአሎም ዕድለኛታት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንመርሃ ግብሪ ”ዕቖሩ፣ ተሸለሙ”ን ”ተቀበሉ፣ ዘርዝሩ፣ ተሸለሙ”ን ዘዳለዎም ዕፃ ንዝወፅአሎም ዕድለኛታት ኣረኪቡ። እቲ ባንኪ ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም ዕድለኛታት ዝኾኑ ዓማዊል ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ መገዲታት መከላኸሊ ኮቪድ ብግቡእ ምትግባሮም ንምርግጋፅ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ መገዲታት መከላኸሊ ኮቪድ ብግቡእ ምትግባሮም ንምርግጋፅ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ-19 ምግጣሙ ስዒቡ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ መጋቢት ጀሚረን ኣቢያተ…

ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ ሓዊሱ 6 ተጠርጠርቲ ዋሕስ ተፈቒዱሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ ሓዊሱ 6 ተጠርጠርቲ ዋሕስ ተፈቒዱሎም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ፣ ጡረተኛ ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ኮሎኔል ገብረማርያም ኣርያ፣ ወይዘሮ ተክለብርሃን በርሀ፣…

ኣብ ዳርፉር ዝርከብ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ልኡኽቱኡ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካ ብጥምረት ኣብ ሱዳን ዳርፉር ዘዋፈሩዎ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ልኡኽቱኡ ምዝዛሙ ተገሊፁ። እቲ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም /ዩናሚድ/ ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ሱዳን ፀፅታን ድሕንነትን ንምሕላው ሓላፍነቱ…

ብ/ጄ ኪዱ ኣለሙ ኣብ ኬንያ ኮይኖም ምስጢር ሃገር ንሓይሊታት ምክልኻል ዝተፈላለያ ሃገራት ይህቡ ከምዝነበሩ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርጋዴል ጀነራል ኪዱ ኣለሙ ኣብ ኬንያ ኮይኖም ምስጢር ሃገር ንሓይሊታት ምክልኻል ዝተፈላለያ ሃገራት ይህቡ ከምዝነበሩ ፖሊስ ገሊፁ። መርማሪ ፖሊስ እዚ ዝበለ ተጠርጣሪ ሎሚ መዓ፤ቲ ንሳልሳይ እዋን ናብ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝቐረቡሉ እዋን ኢዩ።…