ብብርኪ ሃገር ለኸ ተቓላዕቲ ኤች ኣይቪ ዝኾነ ሰባት ወፍሪ ምርመራን ምጅማር ሕክምናን ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ለኸ ተቓላዕቲ ኤች ኣይቪ ዝኾነ ሰባት ወፍሪ ምርመራን ምጅማር ሕክምናን ዕላዊ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ ለበዳ ኮቪድ-19 ኣዚዩ ካብ ሞንጎ ዝጎድኦም ግልጋሎታት ሓደ ንኤች ኣይ ቪ…