ብስም ሌተናል ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌን ዝተኸፈተ ምንም ዓይነት ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ ከምዘየለ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስም ሌተናል ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌን ዝተኸፈተ ምንም ዓይነት ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ ከምዘየለ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፁ ከምዝበሎ፥ ብስም ሌተናል ጄኔራል ኣበባው…