ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ከማልኡ ዝግበኦም መለክዒታት ዘየማልኡ ክልተ ፓርቲታት ፖለቲካ ሰሪዙ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 13 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ብመሰረት ዘውፀኦ መግለፂ ከማልኡዎም ካብ ዝግበኡ መለክዒታት ካብ ሞንጎ ዝተሓተቱ ፓርቲታት ፖለቲካ እቶም ኣርባዕተ ዘማልኡ እንትኾኑ ነቲ መለክዒ ዘየማልኡ ክልተ ፓርቲታት ፖለቲካ ከምዝሰረዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ወሰንቲ ሸቶታት ገይሩ ምቕማጡ ፍሉይ ከምዝገብሮ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ወሰንቲ ሸቶታት ገይሩ ምቕማጡ ፍሉይ ከምዝገብሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፤ ልምዓት ዘላቒ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ባንኪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ባንኪ ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ ክልል ትግራይ ብዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተቛሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት ባንኪ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝተጀመረ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ኣፍሊጦም። ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕቲ ምኽባር ፀፅታ ዞባ መተከል ተረኪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ አበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕቲ ምኽባር ፀፅታ ዞባ መተከል ከምዝተረከበ ሌፍተናል ጀነራል ኣስራት ዴኔሮ ኣፍሊጦም። በቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተጣየሸን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ዝተኻተቱሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ፤ 80 ሚኢታዊ ተምሃሮ ድማ ናብ ዝቕፅል ክፍሊ ሓለፎም – ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውፅኢት ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ ከምዝኾነ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንክልላዊ ፈተና ካብ ሞንጎ ዝተቐመጡ ተምሃሮ 80 ሚኢታዊ ናብ 9ይ ክፍሊ ዝሓለፉ እንትኾኑ፥ ዝሐሸ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ እውን እቲ ቢሮ ገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 32 ሚሊየን ዜጋታት ተጠቀምቲ ሽፋን መድሕን ጥዕና ኮይኖም -ዶ/ር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 32 ሚሊየን ዜጋታት ተጠቀምቲ ሽፋን መድሕን ጥዕና ከምዝኾኑ ሚኒስትር ትዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ክልል ኣምሓራ ወፍሪ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮናን ምርግጋፅ ተበፃሕነት መድሕን ጥዕናን ኣመልኪቱ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ካንግ ሲኦኪ ተዛቲየን። ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ሰብ ካፍቲ ደቡብ ኮሪያ ክፀንሑ ዝኽእሉሉ ኣግባብ ዘተኮረ ዘተ ከምዝነበረ እተን ኮሚሽነር ኣብ ትዊተር ገፀን ኣፍሊጠን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወዲ ኣምባሳደር ስዩም መስፍንን በዓልቲ ቤቶምን ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ህወሓት ሓገዝ ሕክምናን ገንዘብን ይገብሩ ከምዝነበሩ መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወዲ ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ኣግኣዚ ስዩምን በዓልቲ ቤቶም ፈለገ ህይትን ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ህወሓት ብሕቡእ ሕክምና ክረኽቡን ብገንዘብ ይሕግዙዎም ከምዝነበሩን መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ። እዚ ዝበለ መርማሪ ፖሊስ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዝብ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝፀደቐ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሆስፒታል ፈለገ ህይወት ተረኺበን ፅሩይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሆስፒታል ናይ ምግባር ምንቅስቓስ ተዓዚበን Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ባህርዳር ዝርከብ ሆስፒታል ፈለገ ህይወት ተረኺበን ፅሩይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሆስፒታል ናይ ምግባር ምንቅስቓስ ተዓዚበን። እተን ሚኒስትር ብኤሌክትሮኒክስ ዝተሓገዘ ኣወሃህባ ግልጋሎት ኣፈፃፅማ መዝገብ ጥዕና…