Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ 84 ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳግም ምዝገባ ንኸካይዱ ፃውዒት ቀሪቡሎም ምዝገባ ኣብ ልዕሊ ዘየካየዱ 84 ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ በዓክ መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ኣፍሊጡ፡፡ ፈፃሚት ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ማርታ…

ኣብ ትግራይ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ልዕሊ 13 ሚሊየን ኩንታል ምህርቲ ከምዝተኣከበ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኢያሱ ኣብረሃ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ ዘበነ ምህርቲ ዓቕሚ…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 41 ማእኸላት ምዝገባ ዲጂታል መለለዪ መንነት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 41 ቀወምቲን ተንቀሳቐስቲን ማእኸላት ምዝገባ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት (ፋይዳ) እናተሳለጠ ምዃኑ ኣብ ኢትዮ-ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮ-ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ሙሉ ወልደስላሴ÷ እቲ…

ኣብ ሎስ ኣንጀለስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣን ኣሜሪካ ሎስ ኣንጀለስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 30 ሺሕ ሰባት ከባቢኦም ብምልቃቕ ንኽወፅኡ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ዘጋጠመ ሒደት ሰዓታት ካብ 10 ሄክታር ናብ 2 ሺሕን 900 ሄክታር መሬት ከምዝተስፋሕፈሐ…

ብሓደጋ ራዕዲ መሬት 95 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ምዕራብ ቻይና ግዝኣት ቲቤት 7 ነጥብ 1 ሬክተር ስኬል ዝተመዝገበ ራዕዲ መሬት ህይወት 95 ሰባት እንትቀጥፍ ኣብ ልዕሊ 130 ሰባት ጉድኣት ኣብፂሑ፡፡ እቲ ራዕዲ መሬት ልዕሊ 10 ኪሎ ሜትሪ ዕምቆት ከምዘለዎን ሺጋትሲ ኣብ ዝተብሃል…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን መኣዲ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝርከብ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ንዝርከቡ ዓቕመ ደካማታትን ንማሓበራዊ ፀገማት ዝተቓልዑ ወገናትን መኣዲ ኣካፊሉ። እቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ዝተኻየደ…

ኢትዮጵያ ተመራፂት መብፅሒት ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተመራፂት መብፅሒት ቱሪዝም ንምግባር ነባር መማፅሕቲ ዓለም ለኸ ደረጃ ንኸማልኡ እናተተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ከተማ ላሊበላ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ልደት ኣብ ዝገበረኦ መደረ÷…

በዓል ልደት ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ በተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብተኸተልቲ እቲ እምነት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ካብ ምኽባሩ ብተወሳኺ፥ ማሕበራዊ ርክባት ብምጥንኻር፣ ህያባት ብምልውዋጥን ዝተፀገሙ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን የገና በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ ዝተሳለጠ እንትኸውን÷ ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ…

በዓል ልደት ኣብ ላሊበላ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ታሪኻዊት ከተማ ላሊበላ በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ቤዛ ኩሉ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። ሊቃ-ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ወሎ ብፁእ ኣቡነ ኤርሚያስ፣ ብፁኣን ሊቀ-ጳጳሳት፣ ናይ ክብሪ ኣጋይሽ፣ በፃሕቲ ውሽጢ ሃገርን…