መሰል ደቂ ኣንስትዮ ዘኽብር ማሕበረሰብ ንህነፅ ዝብል መበል 45 ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽባር ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”መሰል ደቂ ኣንስትዮ ዘኽብር ማሕበረሰብ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሓደወርሒ ሙሉእ ዝፀንሕ በዓል መበል 45 ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽባር ተጀሚሩ።
ቀዳማይ ሰሙን እቲ ወርሒ ኣብ ኣመራርሓን ውሳነ ወሃባይነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዘተኮሩ…