ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ክማልኡ ዝግበኦም ሰነዳት ዘየማልኡ 26 ፓርቲታት ፖለቲካ ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኩሎም ፓርቲታት ፖለቲካ ክማልኡዎም ዝግብኡ መለክዒታት ከማልኡ ብፅሑፍ ንኽበፅሐም ይግበር እምበር ክማልኡ ዝግበኦም ሰነዳት ዘየቕረቡ 26 ፓርቲታት ፖለቲካ ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ።
ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትጵያ፥ ኣዋጅ ቁፅሪ…