Fana: At a Speed of Life!

ብኽነት ኤሌክትሪክ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኽነት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምንካይ ዘኽእሉ ተግባራት እናወገነ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብኽነት ሓይሊ ዘጋጥም ቴክኒካዊን ቴክኒካዊ ብዘይኮኑን ምኽንያታት ከምዝኾነ ኣብ ማእኸል ብሄራዊ መቆፃፀሪ ሓይሊ መካየዲ ስራሕ ኣካውንቲንግን…

ሊቨርፑል ታሪኻዊት ተናሓናሒታ ምስ ዝኾነት ማንቸስተር ዩናይትድ ክትገጥም ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ኣብ መበል 14 ደረጃ ትርከብ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ሎሚ ምሸት ኣብ ሜዳኣ ኣንፊልድ ሮድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት  65 ግዘ ተራኺበን ማንቸስተር ዩናይትድ 29…

ኣብ ከተማ ባህር ዳር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህር ዳር ትማሊ ምሸት ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ትማሊ ሰዓት 11፡30 መመላለሲት ህዝቢ መኪና መስመር ብምስሓት ብተፃራሪ ኣንፈት እናተጓዓዘት ምስ ዝነበረት ሲኖ ትራክ መኪና ብምግጫዋ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክብረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዳዊት ወልዴን ኣትሌት ሩቲ ኣጋን ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ሺያሜን 2025 ሪከርድ ብምስባር ተዓዊቶም፡፡ ኣብ ማራቶን ሺያመን 2025 ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ 2:06:06 በዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቅድም ክብልት ተታሒዙ…

ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ባሌ ሮቤ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ባሌ ሮቤ ዘህነፆ መተኣናገዲ ዓማዊል ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ርእሰ ምምሐዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ዋና ፈፃ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰውን…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገራዊ ልኡኽቶኡ ካብ ምፍፃም ጎድና ጎድኒ ሰፋሕቲ ስራሕቲ ልምዓት እናሰርሐ ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣካል ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝኾኑ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ምክልኻል ተዓዚቦም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ማእኸላት ሎጀስቲክስን…

መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ንዓማዊሉ ዝህቦ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ንዓማዊሉ ዝህቦ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትካላት ልምዓት መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ መቐለ ዓለም ለኸ መዕርፎ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ መልእኽቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ መላእ ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2025 ንዘኽብሩ ኩሎም÷ እዚ ዓመት ናይ ሰላምን ብልፅግና ንኽኾነሎም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኣብ ትሕዝቶኦም ንምልማዕ ሕቶ ዘቕረቡ 31 ሓረስቶት ተፈቒዱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይ ባዕሎም ትሕዝቶ ንከልምዑ ሕዞ ዘቕረቡ 31 ሓረስቶት ንኸልምዑ ከምዝተወሰነ ቢሮ ልምዓት መሬትን ምምሕዳርን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ምስ ዕቤት እታ ከተማ ሓቢሮም ክዓብዩ እናተገበኦም በቲ ልምዓት እናተደፍኡ ዝነበሩ ኣብታ ከተማ…

ኣብ ኒው ኦርሊያንስ ህዝቢ ናብ ዝተኣከበሉ ቦታ መኪና ዝገንሐ ውልቀሰብ ህይወት 10 ሰባት ቀጢፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኒው ኦርሊያንስ ኣብ ኒው ኦርሊያንስ ህዝቢ ናብ ዝተኣከበሉ ቦታ መኪና ዝገንሐ ውልቀሰብ ህይወት 10 ሰባት ቀጢፉ። በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ ሰባት ብተወሳኺ 30 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሖም ተገሊፁ። ኣብ ኒው…