ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማንቼስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ናይ ማንቼስተር ሲቲን ሸቶታት ሬንደርስን ሼርኪን እንተመዝግቡ ኖቲንግሃም ንፎረስት ካብ ስዕረት ዘየድሐነት ሸቶ ሁቺንሰን አመዝጊቡዋ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚን ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚን ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኤግዚቢሽንን ፎረምን ምንቅስቓ ብኽለት ኢትዮጵያ 2025 ተጀሚሩ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትሩ ኣብቲ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ ስዒራታ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ግብፂ መሓመድ ሳላህ ብፍፂም ቅላዕ ብዘመዝገባ ሸቶ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላዩ ሽመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላዩ ሽመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ፡፡ ንዝሓለፉ ክል መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ እንትካየድ ዝፀንሐ እቲ ቤት ምኽሪ፤ ሎሚ መዓልቲ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ…
ስፓርት ኣንጎላን ዚምባቡዌን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካልኣይ ፀወታ ምድብ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ እንኸውን፤ ቀትሪ ሰዓት 9 ዝተራኸባ ኣንጎላን ዚምባቡዌን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅት ተፈላሊየን። ጄልሰን ዳላ ንኣጎላ ከምኡ እውን ኖሌጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡- Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2025 0 ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ብኹሉ መዳይ ባህሊ ፈጠራ ስራሕ ብምስራፅ ቀፃሊ ዝኾነን ቅልጡፍን ዕቤት ጋህዲ ንምግባር ኢንተርፕረነርሽፕ ቁልፊ መሳርሒ ኢዩ። ሎሚ ሪቒቕ ፖሊሲ ልምዓት ኢንተርፕረነርሽፕ ፌዴሪኢ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ዲጂታል ካውንስል ብመርበብ ሓበሬታ ልዝብ ኣካይድና። ፖሊሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ንጄፒኤስ ቴሌቪዥን መጠንቀቕታ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንጂሰስ ፕሮፌቲክ ስፕሪት ቸርች (ጄፒኤስ ቴሌቪዥን ጣቢያ) መጠንቀቕታ ሂቡ፡፡ እቲ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃይማኖት ዘመሓላልፉዎም ትሕዝቶታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ሃገርና ናፅነት ሃይማኖትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ትምህርቲ መሕለዊ ድሌት ፖለቲካ ተገይረን ፀኒሐን ኢየን – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትምህርቲን ፖለቲካን ስለዝተደበላለቑ ትካላት ትምህርቲ መሕለዊ ድሌት ፖለቲካ ተገይረን ፀኒሐን ኢየን ኢሎም ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፡፡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ትምህርቲ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ኣምቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃዋሳ ዓመታዊ በዓል ንግሲ ቅዱስ ገብርኤል ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መምርሒ ፖሊስ ከተማ ሃዋሳ ዓመታዊ በዓል ንግሲ ቅዱስ ገብርኤል ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ተገይሩ ኢሉ። ኣዛዚ እቲ መምርሒ ኮሚሽነር ግርማ ማቴዎስ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝሉዎ፤ ኣጋይሽ ተቐቢሉ ንትእንድን እቲ በዓል ንግሲ ብድምቀት ንምኽባር…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ… Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ዝሓለፉ ክልተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክትዕወታ ዘይከኣላ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ዓወት ንምምላስ ሎሚ ምሸት…