Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 499 ሺሕን ተምሃሮ መእተዊ ፈተና ዩኒቨርሲቲ ንምውሳድ ተመዝጊቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 499 ሺሕን ተምሃሮ መእተዊ ፈተና ዩኒቨርሲቲ ንምውሳድ ከምዝተመዝገቡ ሃገር ለኸ ኣገልግሎት ምዘና ትምህርቲን ፈተናታትን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ኣገልግሎት ሓላፊ ዴስክ ምዝገባ ተፈተንቲ፣ እርማት ፈተናን ምውዳድ ውፅኢት ማዕረፉ ሌሬቦ÷…

ኣብ ፀወታታት ቅነ በዓል ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስትል ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይበረሉል

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ቅነ በዓል ልደት እንትቕፅሉ ኣብ ድትራፎርድ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 5 እንትካየድ÷ ኣብ ተደጋጋሚ…

ገበን ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 81 ውልቀ ሰባት ካብ 20 ክሳብ 10 ዓመት ዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌን ከባቢኡን ገበን ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 81 ራዕዳውያን ካብ 20 ክሳብ 10 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ውሳነ ፍርዲ ተመሓላሊፉዎም። ኣብቲ ክልል ዞባ ምዕራብ ሃረርጌን ከባቢኡን ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ…

ማንቼስተር ሲቲ ናብ ዓወት ተመሊሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣዋርሕ ውፅኢት ብምስኣን ኣብ ቅልውላው ዝፀንሐት ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ድሕሪ 4 ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ አዕዊታ፡፡ ኣብ ፀወታ ቅንያት በዓል ልደት ካብ ሜዳኣ ወፃእ ንሌስተር ሲቲ ዝገጠመት ሲቲ÷ ብሳቪኒሆ…

ብትራክተር ዝረሕረስ መሬት ምጣነኡ 5 ሚሊየን ሄክታር በፂሑ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ብትራክተር ዝሕረስ መሬት ምጣንኡ 5 ሚሊየን ሄክታር ከምዝበፅሐ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ልፅግናን ሚኒስትር ሕርሻን ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ሕርሻ ትሑረት ተዋሂቡ እናተሰርሐሉ ይፅናሕ…

መመሓየሺ ዝተማለአ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ ጭቡጥ ዓወት ኣምፂኡ ኢዩ – ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ዝተማለአ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ መሰረታዊ ለውጢን ጭቡጥ ዓወትን ከምዘምፀአ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ገዛኢ ብቤራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ማሞ ምህረቱ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዝሓፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሞን ዝተወገኑ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦመር ጊሌ ተዛቲዮም። ዕላማ እቲ ዘተ ምፍላጥን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን አሕዋት ሃገራት ዘሎዝፀንሐ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዘውፀኦ…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብቲ ዞባ ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን፡፡ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ጅቡቲ መዘንኡ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…

ኣብ ክልል ትግራይ ሓደሽቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂታት ክባፅሑ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሓደሽቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂታት ንኽስፋሕፍሑ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትካልት ልምዓት መንግስቲ ሓቲቱ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ብኣአካል ብምርካብ ትዕዝብቲ ይገብሩ…

ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር የለን – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር የለን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ገፅ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷ ኣብዚ ሐዚ እዋን ባህሊ ስራሕና ይልወጥ ኣሎ ኢሎም። ብምሸት…