ቢዝነስ ትካል መድን ኢትዮጵያ ልዕሊ 13 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ሓፈሻዊ ዓረቦን ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል መድን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ልዕሊ 13 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ሓፈሻዊ ዓረቦን ኣኪቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ኣቤል ታደሰ ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ኣብ ቅልጡፍ ለውጢ ኢኮኖሚ ትርከብ።…
ስፓርት ጆዜ ሞሪኒሆ ምስ ፌነርባቼ ተሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ምስ ፌነርባቼ ከምዝተሰናበቱ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ፡፡ ቱርካዊት ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ከምዝሓበረቶ÷ እቲ ውሳነ ዝተመሓላለፈ ፌነርባቼ ረቡዕ ምሸት ብቤኔፊካ ተሳዒራ ካብ ሻምፒዮንስ ሊግ ወፃእ ምዃና ሽዒቡ ኢዩ፡፡ ጆዜ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ግድብ ህዳሰ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሱሌይማን ደደፎ ኣብ ድሮ ምረቓ ዝርከብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ዓብዪ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም። ኣምባሳደር ሱሌይማን ምስ ዩኒቨርሳል ቲቪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ብዕቱብ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ኣማኻሪ መርሃ ግብሪ ሕክምና መንሽሮ ዶ/ር ኩኑዝ ኣብደላ ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ 80 ሺሕ ሓደሽቲ ሕሙማት መንሽሮ ይምዝገቡ፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ደቡብ ኮሪያ ተምሃሮ ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ስልኪ ከይሕዙ ከልኪላ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቡብ ኮሪያ ተምሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርቶም ስማርት ስልኪ ከይሕዙ ዝኽልክል ሕጊ ኣፅዲቓ፡፡ እቲ ሕጊ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2026 ተግባራዊ ምዃን ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ህፃናትን ሰገናትን ብወልፊ ዘበናዊ ስልኪ ከምዝዝተቓልዑ ብመፅናዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ግደ ሚዲያታት ልዑል ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎም ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። መበል 15 ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሸን ምብራቕ ኣፍሪካ "ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ንምትእስሳር ኣፍሪካ"…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቀፀልቲ ፕሮጀክታት ልምዓት መንፈስ ዓርሰ እምነት ዝፈጥር ግድብ ህዳሰ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ቀፃሊ ንዝውገኑ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ልምዓት ዓርሰ ምትእምማን ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ምሁራን። እቶም ምሁራን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን እከምዝበሉዎ፤ እቲ ግድብ ዝርከበሉ ምዕራፍ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሽን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሽን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ "ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ንምትእስሳር ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 2 ሺሕን 900 ሜትሮ ዝነውሕ ድልድል Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና እናተሃነፀ ዝርከብ ነዊሕ ድልድል ኣብ ቀረባ እዋን ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክበቅዕ ኢዩ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ቻይና ግዝኣት ጉዊዡ ዝተሃነፀ ነዊሕ ድልድል ናብ ስራሕ ቅድሚ ምእታዉ ፍተሻ እናተገበረሉ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈላማይ ፌስቲቫል ተምሪ ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ተምሪ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ ፌስቲቫል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ፣ ካብ ትሽዓተ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ዘፈር ሕርሻ፣…