Fana: At a Speed of Life!

ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር የለን – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር የለን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ገፅ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷ ኣብዚ ሐዚ እዋን ባህሊ ስራሕና ይልወጥ ኣሎ ኢሎም። ብምሸት…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ከይዲ ስራሕ እቲ ሚሲዮን ከምዝተዓዘቡ ሓበሬታ እቲ ኤምባሲ የመላኽት፡፡ ድሕሪ ዑደቶም ድማ እቲ ሚሲዮን ዝተዋደደ ስራሕቲን…

ሙዚየም ቤተ-መንግስቲ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሙዚየም ቤተ-መንግስቲ ንዑደተኛታት ክፍቲ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡ ሕድሳት ዓብዪ ቤተ-መንግስቲ ናይ ታሪኽን ባህሊን ሓድጊና ሓሊዩ ንምፅናሕ ንገብሮ ፃዕሪ ክብ ዝበለ ስጉሚ ኢዩ ኢሉ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 6 ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ 11፡30 ሌስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ንማንቼስተር ሲቲ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ምሸት 12 ሰዓት ድማ ክሪስታል ፓላስ ምስ ሳውዝ…

ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 176 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ክሳብ ሕዚ 176 ሰባት ህይወቲም ሓሊፉ። 175 መገደኛታትን 6 ሰራሕተኛታት በረራን ካብ ታይላንድ ባንኮክ ተበጊሳ ደቡብ ኮሪያ ዝበፅሐት እታው ኣውሮፕላን÷ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሙኣን…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዓይነ ስውራን ሓገዝ መነፅር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ን250 ዓይነ ስውራን ዘበናዊ መንበቢ ሓገዝ መነፅር ገይሩ። እቲ ሓገዝ 113 ተምሃሮ ተጠቃሚ ከምዝኾኑን ዝተረፉ መምህራን ከምኡ እውን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ እቲ መነፅር…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 67 ከተማታት ኣልግሎት 4ጂ ሞባይል ኔትወርክ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 67 ከተማታት ልዑል ቅልጣፈን ዘተኣማምን ኣገልግሎት ዳታ ንምቕራብ ዘኽእልን ዘበናዊ 4ጂ LTE ኣገልግሎት ሞባይል ከጀምር ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ፡፡ 4 ጂ LTE ኔትወርክ መስፋሕፍሒ ኣብ ከተማታት ኣብ ምዕባይ ዝርከብ ጠለብ ዓማዊል…

መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋር ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደገኛ መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋር ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ተጠርጠርቲ ኢትዮጵያ መብፅሒት ሓደገኛ መዕወኒ ሓሽሽ ንምግባር ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ…

ጉባኤ መራሕቲ እቲ ሕብረት ብዕዉት ኩነታት ንኽካየድ ወለንታውያን ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንኽካየድ ወለንታውያን ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣገልግሎት ወለንታ ንዝህቡን ንዲፕሎማሰኛታትን…

ኣብ ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት እጃሙ ንኽዋፃእ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮግራም ሴፍቲኔት፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ እጃሙ ንኽዋፃእ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ መተሓባበሪ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔትን ውሕስና ምግቢን ኣይተ መሓሪ ሕሸ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥…