ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ (ዳውን ሲንድረም) ብኣተሓባባራይነት ዲቦራ ፋውንዴሽን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት "ስርዓታት ድጋፍና ነመሓይሽ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ። ኣብቲ መርሃ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሉ ውድድር ፍፃመ ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝካየድ ውድድራት ፍፃመ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ይግበረለን። ቀትሪ ሰዓት 9፡28 ብ1500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጫ ብኽሳራ ዝተደምደመ ወፍሪ ሓድድነት!! Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርጋዲየር ጄኔራል ምግበይ ሃይለን ተሓባበርቱን ብምውዳብን ኣጆኻ በሃላይነትን ወፍሪ ሓድነት ብዝብል ስያመ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ወረዳታትን ክልል ኣምሓራ ትንኮያ ንምፍፃም ኣብ ልዕሊ ዝፈተነ ፅንፈኛ ጉጅለ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሰራዊ ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ኣሜሪካ ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ሓዊሱ ኩለመዳይ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ኣብ ኮሚቴ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ሴኔት ኣሜሪካ ኣባል ላዕለዋይ ፕሮፌሽናል ስታፍ ምስ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሰላማዊት ካሳ ዓውዲ ቱሪዝም ውሽጢ ሃገር ብሰፊሑ ክስረሐሉ ከምዝግባእ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዑል ለውጢ እናርአየ ዝርከብ ዓውዲ ቱሪዝም ውሽጢ ሃገር ብሰፊሑ ክስረሐሉ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ፤ ኮሚሽን ቱሪዝም ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊንላንድ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሄሌና ኣይራክሲነንን ልኡኽ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገርን ተዛቲየን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብቲ አዋን ዘተ፥ ፊንላንድ ብፍላይ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ…
ስፓርት ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ንፍፃመ ሓሊፈን Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ንፍፃ ሓሊፈን፡፡ ኣብ ቻይና ናንጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝተሳተፉሉ ውድድር ፍርቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ሳምቡእ ንምክልኻል ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳይ ፀገም ጥዕና ሕብረተሰብ ዝኾነ ሕማም ሳምቡእ ንምዕጋት ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ደረጄ ዱጉማ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ መበል 19 ዓመታዊ ጉባኤ ምርምር ሕማም ቲቢን ዓለም ለኸ መዓልቲ ቲቢ 2017ን ኣብ ከተማ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሓምሻይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ምድብ ካብ ዝገበረቶም ኣርባዕተ ፀወታታት ሰለስተ ነጥቢ ብመሓዝ ኣብቲ ምድብ 5ይ ደረጃ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ሄትሮው እንግሊዝ እናበረራ ዝነበራ ኣውሮፕላናት ኣንፈት ንኽቕይራ ተገዲደን Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ለንደን ኣብ ጥቓ ዝርከብ መዕርፎ ነፈርቲ ሄትሮው ብዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ምኽንያት እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተዓፀወ ተሓቢሩ፡፡ እቲ መዕርፎ ነፈረቲ ብምኽንያት እቲ ሓደጋ ልዑል ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ፡፡…