Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት እጃሙ ንኽዋፃእ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮግራም ሴፍቲኔት፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ እጃሙ ንኽዋፃእ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ መተሓባበሪ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔትን ውሕስና ምግቢን ኣይተ መሓሪ ሕሸ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥…

ቢሮ ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ምሸት ሰዓት 4 ብዘይ ታሪፍ ወሰኽ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንኽወሃብ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህቡ ኣካላት ብስሩዕ ታሪፍ መሰረት ብምግባር ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንኽህቡ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብታ ከተማ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህቡ ኣካላት ክሳብ ምሸቱ ሰዓት…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ ቦክሲንግ ደይ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 18 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቦክሲንግ ደይ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እቲ መርሃ-ግብሪ ምሸት ሰዓት 4፡30 ብራይተን ምስ ብሬንትፎርድ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ምሸት 5፡15 ድማ…

ኣብ ዘለዉዎ ብምዃን ሓይሊ ንምግዛእ ዘኽእል ስማርት ቆፃሪ እናተገጠመ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጠቀምቲ ቅድመ ክፍሊት ዓማዊል ኣብ ዘለዉዎ ብምዃንሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምግዛእ ዘኽእሎም ነባር ቆፀርቲ ብኤስ ቲ ኤስ ስማርት ሜትር እናቐየረ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ክሳብ ሕዚ ኣብ ኮንዶሚኒየም ባልደራስን ኣብ…

ንጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዘይዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ከምዝተጀመረ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ፡፡ ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ም/ኮሚሽነር ጄነራል መላኩ ፋንታ ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ዓለም…

ካብ ግድብ ህዳሴ ዝፈልፈለ ሓይሊ ብግቡእ እናተኸፋፈለ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መከፋፈሊ ጣቢያ በዓል 500 ኪሎ ቮልት ሆለታ ካብ ግድብ ህዳሴ ዝፈልፈለ ሓይሊ ብግቡእ እናከፋፈለ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ጣቢያ ኣይተ ጥላሁን ኣዘዘው ከምዝገለፁዎ÷ እቲ መከፋፈሊ ጣቢያ ሕድሕዶም 750 ሜጋ…

ዝተገበረ ሪፎርም ኢትዮጵያ ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘመዝገባ ሃገራት ንኽትስለፍ ገይሩ ኢዩ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተገበረ ሪፎርም ብዝተወገኑ ኩለመዳይ ስራሕቲ ልምዓት ንኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘመዝገባ ሃገራት ንኽትስለፍ ከምዝገበረ ኣባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን።…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ካብ ውድድር ፅዋዕ ቻን ተሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘናኣ ብበፂሕኻ መልሲ ብምስዓራ ካብ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ተሰናቢታ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ ናይ መወዳእታ ዙር ካልኣይ እግሪ መፃረዪ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ዘካየደት እንትትከውን፤ ብሃገራዊት ጋንታ…

ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኽልተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት  እናተኻየደ ዝፀንሐ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ። ኣብዝፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያትን ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ፓርቲን እናዘተየ ዝቐነየ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ…

ኣፈላላይ ምፍታሕን ኣብ ልምዓት ምድሃብን ቀዳማይ ዛዕባ ፓርቲ ብልፅግና ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ናብ ብራኸኣ ንምውሳድ ኣፈላላያት ምፍታሕን ኣብ ልምዓት ምድሃብን ቀዳማይ ዛዕባ ፓርቲ ብልፅግና ከምዝኾነ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ…