ስፓርት ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን እንትቕፅሉ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ እቲ ሊግ ብስዕረት ዝጀመረት ማንቼስተር ዩናይትድ ፈላማይ ዓወት እዚ ውድድር ዓመት ብምሕሳብ ሎሚ ምሸት 12:30 ኣብ ክራቨን ኮቴጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድልድል ሩባ ጌደብ ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ደብረ ማርቆስ - ባሕርዳር ኣብ ዝወስድ መገዲ ዝርከብ ድልድል ሩባ ጌደብ ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ተገይሩ ኢሉ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ምምሕዳር ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፆ÷ ብውሕጅ ተሰቢሩ ዝነበረ ድልድል ሩባ ጌደብ ብተገጣጣሚ ሓፂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልተ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 5ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝቐረቡሉ ክልተ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ፈለማ ኣጀንዳኡ ኣብ ልምዓት ኮሪደርን ልምዓት ወሰን ሩባን ብመንግስቲን ውልቀ ምሕዝነትን ዝተፈረመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሻደይ፣ ኣሸንድዬን ሶለልን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ በዓል ሻደይ፣ ኣሸንድዬን ሶለልን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ከተማታ ላልይበላ፣ ቆቦን ሰቆጣን ብዝተፈላለዩ ከባቢታት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ በፃሕቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ዘፈር ልምዓት ትምህርቲ “ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ ዜጋ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡…
ስፓርት ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፤ እቲ ሊግ 8 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ። 20 ጋንታታት ተሳተፍቲ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ "ኣሸንዳ መሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ከምዝገለፆ ኣብ ከተማ መቐለ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ኣሸንዳ ሕድሕድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞስኮ ማርችንግ ፌስቲቫል ዝደመቐ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ዘሰናደአቶ ፌስቲቫል ማርችንግ ባንድ ዝተሳተፈ ኢትዮጵያ ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሞስኮ ምርኢት ሙዚቃን ባህሊን ኣቕሪቡ። ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ካብ ሩሲያ ብዝቐረበሉ ዕድመ መሰረት ንፈለማ እዋን ኣብ ፌስቲቫል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ 2017 ዓ/ም ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ’ቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። እቶም ኣጋይሽ ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ እንትበፅሑ ብህዝቢ እታ ከተማን ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ትሪሊየን ዶላር ዕዳጋታትን ናይ ንቑሕ ዜጋ ግደን Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ዝተፈላለዩ ሃሽታጋት ብምጥቃም ንሃገሮም ኣምበሳደር ክኾኑ ትፅቢት ይግበረሎም። ዓለም ለኸ ትካል መፅናዕቲ ክመ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ብብርኪ ዓለም ብዑደት ቱሪዝም፣ ፋሽን ኢንዱስትሪ፣ ምትእንጋድ ኣኼባን ባህላዊ ምግቢታትን ናይ…