Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኽልተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት  እናተኻየደ ዝፀንሐ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ። ኣብዝፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያትን ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ፓርቲን እናዘተየ ዝቐነየ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ…

ኣፈላላይ ምፍታሕን ኣብ ልምዓት ምድሃብን ቀዳማይ ዛዕባ ፓርቲ ብልፅግና ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ናብ ብራኸኣ ንምውሳድ ኣፈላላያት ምፍታሕን ኣብ ልምዓት ምድሃብን ቀዳማይ ዛዕባ ፓርቲ ብልፅግና ከምዝኾነ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ…

ልኡኽትኡ ዝርዳእ ጥንኩር ሰራዊት ምህናፅ ተኻኢሉ ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽትኡ ኣፀቢቑ ዝተረደአን ካብ ውግንና ዝረሓቐን ጥንኩር ሰራዊት ምህናፅ ተኻኢሉ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም፡፡ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽቶን ኣብ ቀፃሊ ክውገኑ ብዛዕባ…

ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ ንኣርባዕተ ኣብያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ (EYES) ብልዕሊ ፍርቂ ሚሊዮን ብር ኣብ ሰለስተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ንዘርከባ ኣቢያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ገይሩ። ኣካያዲ ስራሕ ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ ኣይተ ብስራት መስፍን÷ እቲ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ…

ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 23 ክሳብ 25 ጥሪ ከምዝካየድ ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)2ይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 23 ክሳብ 25 ጥሪ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛሪቦም። ኣብ 1ይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ኣንፈታትን ውሳነታትን…

ሚኒስቴር ሰላም ምስ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም ሙሓመድ እድሪስ ኣመራርሓን ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕም ምስ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ዘለዎ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ሼኽ ሃጂ ኢብራሂም ቱፋ÷ ሓድነት ሙስሊምን ሰላም ሃገርናን ንምጥንኻር…

በጀት ዩኒቨርሲቲታት ብዘመዝገበኦ ውፅኢት መጠን ከምዝምደብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዩኒቨርሲቲታት ዝምደብ በጀት ብልክዕ መጠን ዘመዝገበኦ ውፅኢት ከምዝኸውን ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘጋጥሙ ማሕለኻታት ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕያሽ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ኩሎም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እቲ በዓል ሰላም፣ ደስታን ተወሳኺ በረከትን ንኸምፅእ ተመኒዮም፡፡

ፋብሪካታት ሽኮር ድሕሪ ፅገና ምፍራይ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋብሪካታት ሽኮር ኣብ 2016 ዓ.ም እዋን ክረምቲ ድሕሪ ዝተገበረለን ፅገና ስሩዕ ስራሕቲ ምፍራይ ከምዝጀመራ ግሩፕ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ድሕሪ ፅገና ናብ ፍርያት ዝተመለሳ ፋብሪካታት ሽኮር÷ ወንጂ ሸዋ፣ መተሃራ፣ ኦሞ ኩራዝ ቁፅሪ…

ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካን ኢጋድን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካን በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ፕሬዚዳንት እቲ ኣካዳሚ ዛዲግ ኣብርሃን ንዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ…