ብመመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብቲ ዓውዲ እናተርኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ምስትኽኻል ተኻኢሉ ኢዩ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እናተርኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ምስትኽኻል ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽ…