Fana: At a Speed of Life!

ፋብሪካታት ሽኮር ድሕሪ ፅገና ምፍራይ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋብሪካታት ሽኮር ኣብ 2016 ዓ.ም እዋን ክረምቲ ድሕሪ ዝተገበረለን ፅገና ስሩዕ ስራሕቲ ምፍራይ ከምዝጀመራ ግሩፕ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ድሕሪ ፅገና ናብ ፍርያት ዝተመለሳ ፋብሪካታት ሽኮር÷ ወንጂ ሸዋ፣ መተሃራ፣ ኦሞ ኩራዝ ቁፅሪ…

ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካን ኢጋድን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካን በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ፕሬዚዳንት እቲ ኣካዳሚ ዛዲግ ኣብርሃን ንዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ…

መገደኛታት ዘሳፈረት ኣውሮፕላን ኣብ ካዛኪስታን ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)105 መገደኛታትን ሓሙሽተ ሰራሕተኛታትን ዝፀዓነት ኣውሮፕላን ኣብ ካዛኪስታን ጥቓ ከተማ ኣክታው ክዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ፡፡ ካብቲ ሓደጋ ብህይወት ዝተረፉ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ሃንደበታዊ ሓደጋ ማእኸላዊ እስያ እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ዝሓበረ…

ኢትዮጵያን ርዋንዳን ወታደራዊ ምትሕብባረን ንምዕባይ ቆራፃት ከምዝኾና ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ርዋንዳ መዘነአን ጁቬናል ማሪዛሙንዳ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ እተን ሃገራት ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ዘለወን ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ትኹት ገይረን፡፡ ክልቲኦም ሚኒስትራት ኣብ…

ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ልዕሊ 310 ሺሕ ቶን ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተመሪቑ ስራሕ ዝጀመረ ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 310 ሺሕ ቶን ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ፋብሪካ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ፍርያት እንትኣቱ ኣብ መዓልቲ 15 ሺሕ…

ሃገር ኣቋራፂ መገዲታት ሰላማዊ ምንቅስቓስ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ኣቋራፂ መገዲታት ሰላማዊ ምንቅስቓስ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ም/ኮሚሽነር ጄነራል መላኩ ፋንታ ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ መላእ ሃገር ዝርከቡ ዓበይቲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ መላእ ዓለም በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ መልእኽቶም ድማ “ንፈተውቲ ኢትዮጵያ፣ ንኣባላት ማሕበረሰብ ዳያስፖራን ንመላእ ማሕበረሰብ ዓለምን…

ናሳ ቀረባ ብዝኾነ ርሕቐት መንኮራኹር ንምሕላፍ ፃዕሪ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጣቢያ ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ፓርከር ሶላር ፕሮብ ንፀሓይ ቀረባ ብዝኾነ ርሕቐት መንኮራኹር ንምሕላፍ ፃዕሪ እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ መሬት ብ6 ነጥቢ 2 ሚሊየን ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት ትርከብ መንኮራኽር ንፀሓይ ብቐረባ ርሕቐት…

ኢትዮጵያ ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ዝወፅአ መግለፂ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ዶሎ ኣብ ዝተብሃለ ከተማ ብዝተፈጠረ ኣጋጣሚ ንሓይሊታት ኢትዮጵያ ምኽሳሱ ንኢትዮጵያ ከምዘቖጠዐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ እቲ ናይ ሕሶት…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሶማሊያ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳይሬክተር ጄኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሶማሊያ መዘነኦም ኣብዱላሂ ሞሃመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ክልቲኦም…