ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ኲናት ብቕልጡፍ ጠጠው ክብል ክገብሩ ይኽእሉ ኢዮም – ትራምፕ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ጠጠው ከብሉዎ ይኽእሉ ኢዮም ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ምስ ዩክሬን መዘነኦም ኣብ ዋሽንግተን ንምዝርራብ ካብ ዝሓዙዎ ቆፀሮ ኣቐዲሞም ኣሜሪካ ተቕርቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ዙር ውድድር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሙቕን ሃንቀውታ ዝግበረሉን 5ይ ዙር ውድድር ጎብለላት ድምፃውያን ፋና ላምሮት ፅባሕ ክቕፅል ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሓደ ዝተራኸቡ ናይ ክልቲኡ ምድብ ተወዳደርቲ ሸውዓት ብምዃን ናብ ጥቓ ምዝዛም ውድድሮም ፅባሕ ዘካይዱ እንትኾኑ፤ ኤፍሬም ጌታቸው፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 5ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ዘካየደ እንትኸውን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፡- 1ይ ኣብ ኣተገባብራ መፅናዕቲ ርእስኻ ብምኽኣል ዝለምዕ ቦታ ንኡሽተይ ስፍሓትን ፊት…
ስፓርት ካልቨርት ሊዊን ናብ ሊድስ ዩናይትድ ተፀምቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊድስ ዩናይትድ ንዶምኒክ ካልቨርት ሊዊን ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እንግሊዛዊ ተዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ካልቨርት ሊዊን ኣብ ሊድስ ዩናይትድ ንሰለስተ ዓመት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡ ወዲ 28 ዓመት ካልቨርት ሊዊን ኣብ ኤቨርተን ዘለዎ ውዕሊ ምዝዛሙ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ምስ ሩሲያው መዘነኦም ንምዝታይ ናብ ኣላስካ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ገዳይ ኵናት ሩሲያን ዩክሬን ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ንምዝታይ ናብ ግዝኣት ኣላስካ ኣምሪሖም፡፡ ክልቲኦም መራሕቲ ሎሚ ምሸት ፊት ንፊት ብምርኻብ ከምዝዝትዩ ትፅቢት ይግበር፡፡ ቅድሚ እቲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ መፃኢ ዕድል ሃገሮም ኣብ ምስማርር ከይዲ ክሳተፉ ይግባእ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መናእሰይ ሀገር ዝሓለፈቶ መገዲ ምስትኽኻል ጥራሕ ዘይኮነስ መፃኢ ዕድላ ኣብ ምሕንፃፅ ከይዲ እውን ንቑሕ ተሳተፍቲ ክኾኑ ይግባእ ኢሉ፡፡ እቲ ኮሚሽን ‘ግደ መናእሰይ ንዕዉት ሃገራዊ ዘተ’ ብዝብል ርእሲ ምስ መናእሰይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዓመት ዕድመ ዘለዎ ኣውስትሮሎፒቲከስ ቅሪተ ኣካል ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዓመት ዝፅጋዕ ዕድመ ዘለዎ ቅሪት ኣካል ኣውስትሮሎፒቲከስ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቡ። በዓል መዚ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፤ ጉጅለ ሳይንቲስታትን ተመራመርቲን ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኣሪዞና ምስቲ በዓል መዚ ብምትሕብባር ኣብ ክልል…
ስፓርት ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኦሜጋ ጋርመንትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኦሜጋ ጋርመንትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም፡፡ ኣብቲ እዋን ስምምዕነት ሓለፍቲ ስራሕ ክልቲኦም ትካላት ዝተረኸቡ እንትኾኑ፤ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት በፂሖም፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብ13 ሬዲዮ ጣቢያታት፣…
ቢዝነስ ስርዓት ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክምራሕ ምግባሩ ካብ ባንኪ ወፃእ ዝለኣኽ ገንዘብ የትርፍ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ስርዓት ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክምራሕ ምግባሩ መብዛሕትኡ ሸርፊ ወፃኢ ብባንኪታት ኣቢሉ ንኽለኣኽ ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሉ። ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ካብ ሬሚታንስ ልዕሊ ሸውዓተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ንምዐእዋት ግደ መሓዚት ኣካላት ልዑል ኢዩ – መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)ስራሕቲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ንምዐእዋት ግደ መሓዚት ኣካላት ልዑል ኢዩ ኢሎም። እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሕዚ ብዝወገኖም ተግባራት ግደ መሓዙት ኣካላት ዝገምገመሉን ኣብ ቀፃሊ ዝስርሑ…