ቴክኖሎጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ስታርታፕ ቢዝነሳት ክስፋሕፍሑ ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኒሼቲቭ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ጎሊሆም ንኽወፅኡን ስታርታፕ ቢዝነሳት ክስፋሕፍሑ ይገብር ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን፡፡ ኢኒሼቲቩ ሃገራዊ ስነ ምህዳር ቴክኖሎጂ ንኽምስረት ከምዘኽአለ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሬት ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ዶ/ር መቅደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅሬት ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። ሓራዊ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ጥዕናን ላዕለዎት ኣመራርሓ ቢሮ ጥዕና ክላትን ኣብ ከተማ ሃረር እናተኻየደ ይርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ካብ መስከረም ጀሚሩ ንሰራሕተኛታት ተወሳኺ መመሓየሺ መሃያ ንምግባር ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ካብ ወርሒ መስከረም 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰራሕተኛታት ተወሳኺ መመሓየሺ መሃያ ንምግባር ወሲኑ፡፡ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌደራል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ መንግስቲ ኩነታት ናብራ ዜጋታት ንምምሕያሽ ዓቕሚ ሃገርዝፈቕዶ ስጉምቲ እናወሰደ ይርከብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቆፀሮ ትራምፕን ፑቲንን ኣብ ኣላስካ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጉዳይ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ብምዝታይ ኣብ መፍትሒ ንምብፃሕ ኣብ ኣላስካ ተራኺቦም ንምዝታይ ቆፀሮ ጂዞም ኣለዉ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ዳግም ናብ ዋይት ሃውስ ምስተመለሱ…
ቢዝነስ ንወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ። መካየዲ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ማሕበራዊ ሓላፍነት ኣመራርሓ ስራሕን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ጋሻው ኣይችሉህም፤ 2 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብፍሉይ ድምቀት ክኽበር ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብፍሉይ ድምቀት ክኽበር ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝምልከት ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሰላም ምፅናዕ… Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሰላም ምፅናዕ ናይ ኩሉ ሓላፍነት ክኸውን ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰላም ካብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ…
ስፓርት ክሪስታል ፓላስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሪስታል ፓላስ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ንቨርፑል ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና። ልዒል ንሕንሕ ኣብ ዝተርኣየሉ ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ክሪስታል ፓላስ ንሊቨርፑል ብመፍለዪ ቅላዕ ብምስዓር ኢያ ፅዋዕ…
ስፓርት ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ … Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝኾነት ጋንታ ሊቨርፑል ኣብ ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ ምስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኤፍኤ ካፕ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ። ብኣርነ ስሎት ትምራሕ ሊቨርፑል ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ምስ ክሪስታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓሳብ ናይ ምዝርራብ ባህሊ ንኽጉልብት ፖለቲከኛታት ልምዶም ሰኒዶም ከቕርቡ ይግባእ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓሳብ ናይ ምዝርራብ ባህሊ ንኽጉልብት ፖለቲከኛታት ልምዶም ሰኒዶምም ብመፅሓፍ ኣሰናዲኦምን ንዝቕፅል ወለዶ ከቐምጡ ይግባእ ኢሎም ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)። "ኢትዮጵያዊ ዴሞክራሲ ፍለጋ" ብዝብል ርእሲ…