Fana: At a Speed of Life!

በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ድሕንነቱ ዝተሓለወ መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ሳልሳይ ጉባኤ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ሕቡራት…

ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ ስቲቭ ዊትኮፍ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠው ምባል ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ ሓጋዚ ጉዳያት ፖሊሲ ወፃኢ ሩሲያ ዩሪ ኡሻኮቭ ክልቲኦም ወገናት ኲናት ጠጠው ምባል ኣብ ዝከኣለሎም…

ኤቨርተን ንዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ መርሲሳይድ ኤቨርተን ንኬርናን ዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ ኤቨርተን ንወዲ 26 ዓመት ተፃዋቲ 25 ሚሊየን ፓውንድን እናተርኣየ ዝውስኽ 4 ሚሊየን ፓውንድ ነቲ ተፃዋቲ ናብ ጋንታኣ ፀምቢራ፡፡ እንግሊዛዊ ተፃዋቲ…

ፆም ፍልሰታ ስለ ሰላም ሃገር ብምፅላይን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ብምሕጋዝ ክነሕልፍ ይግባእ – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፆም ፍልሰታ ስለ ሰላም ሃገር ብምፅላይን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ብምሕጋዝ ክነሕልፍ ይግባእ ኢሎም ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፡፡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፆም ፍልሰታ…

መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምኽባር በዓል ምስረታ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምኽባር በዓል ምስረታ መበል 70 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ይካየድ ኣሎ። ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ በዓል ምስረታኡ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት እናኽበረ ዝፀንሐ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ሓዊሱ…

ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ ሰለስተ 3 ሺሕን 210 ቶን ዓሳ ተገፊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ 2017 በጀት ዓመት ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ ሰለስተ 3 ሺሕን 210 ቶን ፍርያት ዓሳ ተረኺቡ፡፡ ኣብ ቢሮ ሕርሻ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ዳውሮ ሓላፊ መምርሒ ሃፍቲ ልምዓት እንስሳትን ዓሳን  ኣስፋው ጮራሞ ንፋና…

ተሳትፎ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ዝግድብ ስርዓት ክመሓየሽ ኣለዎ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተሳትፎ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ዝግድብ ዘይፍትሃዊ ስርዓት ንግዲ ዓለም ክመሓየሽ ኣለዎ ኢሎም፡፡ 3ይ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ምዕባይ ዝርከባ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ኣብ ቱርክሜኒስታን…

በዓል መዚ ኮንስትራክሽን ክልል ኦሮሚያ ሓዱሽ መተግበሪ ኣገልግሎት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ኮንስትራክሽን ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ንምዝማንን ንምቅልጣፍን ዘኽእል “ፉርቱ” ዝተብሃለ ሓዱሽ መተግበሪ ኣገልግሎት ኣጀሚሩ፡፡ እቲ መተግበሪያ ዓማዊል ዝደለዩዎ ኣገልግሎት ካብ ሰብ ምንኽኻእ ናፃ ብዝኾነ መገዲ ኣብ ዘለዉዎ…

ትካላት ሃይማኖት ሰላም ሃገር ንምፅናዕ ዘለዎም ግደ ምጥንኻር ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ሃይማኖት ሓድነት ብምጥንኻር ሰላም ሃገር ንምፅናዕ ዘለዎም ግደ ምጥንኻር ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ 4ይ ሃገር ለኸ ጉባ ሰላም "ሃይማኖታት ንሰላም፣ ንሓድነትን ሕብረትን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት2017 ዓ.ም ልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ÷ እቲ መገዲ ኣየር ዘበኑ ዝጠልቦ ዘተኣማምን…