ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ህዝባዊ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ዝሓትቱ ህዝባዊ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ። እቶም ሰልፈኛታት መንግስቲ ኣብቲ ክልል እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝድግፉ መልእኽቲታት…
ስፓርት ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩክሬናዊ ተፃዋታይ ጋንታ ቼልሲ ሚካዬሎ ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ከምዝተኣገደ ተረጋጊፁ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ዘይተፈቐደ መበረታትዒ ቅመም ተጠቒሙ ኢዩ ብዝብል ምርመራ እናተገበረሉ ብምዃኑ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ወሳኒ መሓዛ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ወሳኒ መሓዛ ልምዓትን ሰላምን ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። በቶም ሚኒስትር ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ተወከልቲን ኣባል ሃገራት ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብምምርማር ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 11 ስሩዕ ኣኼባ ኢዩ እቲ ኣዋጅ ኣፅዲቑዎ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣባላት እቲ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ኣምባሳደር ማህሙድ ታቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡ ማህሙድ ታቢት ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጅምር ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ-ታንዛኒያ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ዘለዉ፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ርዋንዳ ግብረ ራዕዲ ሓዊሱ ካልኦት ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ርዋንዳ ግብረ ራዕዲ ሓዊሱ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ካልኦት ዶብ ዘለል ገበናትን ሓበሬታ ብምልውዋጥ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን፡፡ እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ኢንስፔክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ዝተጣየሸ “ኣዳም ፋውንዴሽን” ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ደመቀ መኮንን ዝተጣየሸ "ኣዳም ፋውንዴሽን" ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ኣዳም ፋውንዴሽን ምስ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ብምትሕብባር ዝተመጣጠነ ምግቢ ተበፃሒ ብምግባር ኣብ ኣፍሪካ ድኽዳኸ ንምግታእ ዕላማ ዝተሓንገጠ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ናእዳ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሳይንስና ቴክኖሎጂ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ደቡብ ሱዳን ገብሬላ ቻንግሰን ኢትዮጵያ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ንኢዶም፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ብሚኒስትር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ዝተመርሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣልጀሪያ መዘነኦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ልጀሪያ ኣሕመድ ኣታፍ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ብትኹረት ከምዝዘተዩ ካበወቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ስፓርት ኣትሌት ሱቱሜ ከበደ ኣብ ኮልካታ ውድድር 25 ኪሎ ሜትር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሱቱሜ ከበደ ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 25 ኪሎ ሜትሮ ኮልኮታ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር 1፡19፡17 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ። ንኣትሌት ሱቱሜን ስዒባ ኬንያዊት ኣትሌት…