ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ፡፡ መድረኽ ዘተ መዛዘሚ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት በጀት ዓመት 2017ን ዘተ ትልሚ 2018 ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሪደር ልምዓት ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርአያ ውፅኢት ፈጠራን ቅልጣፈን ኢዮም – ኣይተ ሙስጠፋ መሓመድ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ምስሊ እታ ከተማ ዝቐየረ መርአያ ውፅኢት ፈጠራን ቅልጣፈን ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፋ መሓመድ፡፡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ እንጦጦ ክሳብ 4 ኪሎ ፕላዛ፣ ቀዋሚ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘየተርፍ ምዃኑ ካብ ነረጋግፀሎም ስራሕቲ ሓደ ኢዩ ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘየተርፍ ምዃኑ ካብ ነረጋግፀሎም ስራሕቲ ሓደ ኢዩ ኢሎም፡፡ ኣባላት ቤት ምኽር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ሰብ ተኮር ኢዩ ዝበሃል ንኹሉ ክፋል ማሕበረሰብ ሒዙ ዝጓዓዝ ብምዃኑ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሰብ ተኮር ኢዩ ዝበሃል ንኹሉ ክፋል ማሕበረሰብ ሒዙ ዝጓዓዝ ብምዃኑ ኢዩ ኢሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ እንጦጦ ክሳብ 4 ኪሎ ፕላዛ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ሚኒስትር ሕርሻ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ንኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ሚኒስትር ሕርሻ ብምግባር ሾይሞምዎም፡፡ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ገፀር ክልል ኦሮሚያ ብምዃን እናገልገሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ፡፡ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ኣብ ዝተኻየዱ ልዝባት ብዛዕባ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሕዚ ዘሎ ምንቅስቓስ ስራሕ ከምኡ እውን ኣብ ክልል ትግራይ ልዝብ…
Uncategorized ኣዲስ ኣበባ ምስ ታሪኻታ እናጠዓዓምና ዘበናዊት ከተማ እናገበርናያ ንርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ታሪኻታ እናጠዓዓምና ዘበናዊት ከተማ እናገበርናያ ንርከብ ኢለን፡፡ እተን ከንቲባ ሎሚ መዓልቲ ን 4 ኪሎ ፕላዛ፣ ማእኸል ዕዳጋ 4 ኪሎን መኪና መቖሚን መሪቐን ንኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ምትእስሳብር፣ ንፈጠራ ኢኮኖሚን ዓለም ለኸ ተሳትፎን ሓይሊ ኮይኑ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ምትእስሳብር፣ ንፈጠራ ኢኮኖሚን ዓለም ለኸ ተሳትፎን ሓይሊ ኮይኑ ኢዩ ኢሉ ፓርቲ ብልፅግና፡፡ እቲ ፓርቲ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኢትዮጵያ ብምትካል ምብራኽ ከምዝከኣል ኣርኣያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምርቓት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፅባሕ 524 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ተዛዚሙ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብቲ ክልል ፅባሕ 524 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ተዛዚሙ ኢሎም። ኣይተ ሽመልስ ፅባሕ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓደ ፀሓይ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ካብ ፅባሕ…