Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዝገብሩዎ ዑደት ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ክልላት ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ዝገብሩዎ ዑደት ይቕፅል ኣሎ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ስራሕቲ መገዲ ኣስፓልት ኣዘዞ ጎንደር ዝርከበሉ ብርኪ ተመልኪቶም። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ…

እስራኤል ብዝፈፀመቶ ደብዳብ ኣየር ብውሑዱ 22 ሰባት ህይወት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤል ኣብ ጋዛ ብዝፈፀመቶ ደብዳብ ኣየር ብውሑዱ 22 ፍልስጤማውያን ከምዝሞቱ ተገሊፁ። ኣብ ወሽመጥ ማእኸላዊ ጋዛ ከተማ ዲር ኣል ባላህ ጥቓ እንዳ ማዘጋጃ ዝርከ ህንፃ ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 10 ሰባት ከምዝተቐተሉ ሰብ ሞያ ሕክምና…

ደርቢ ማንቹሪያን ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ከተማ ማንቼስተር ዝኾና ማንቼስተር ሲቲን ማንቼስተር ዩናይትድን ዘካይደኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓትን 1፡30 ኣብ ስታዲየም ኢቲሃድ ዝካየድ እንትኸውን÷…

ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስፖርት ባህሊ ምግባር ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነባሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኣካልን ብኣእምሮን ዝደንፈዐ ከምኡ እውን ጥዕንኡ ዝተሓለወ ንኽኸውን ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስፖርት ባህሊ ምግባር ይግባእ ክብላ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ “ጥዑይ ሜላ ኣነባብራ ንኹሉ ማሕበረሰብ!”…

370 ኪሎ ዋት ከፈልፍል ዝኽእል መፈለፍለ ሓይሊ ሶላር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ195 ሚሊየን ብር ወፃኢ 370 ኪሎ ዋት ከፈልፍል ዝኽእል ፕሮጀክት መፈልፍሊ ሓይሊ ሶላር ተመሪቑ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ማይን ኢነርጂ ሱልጣን ወሊ (ዶ/ር)÷ “ን15 ሺሕ ማሕበረሰብ ተረባሓይ ፅሩይ ኢነርጂ ንምግባር ተግባራዊ ዝግበር እቲ ፕሮጀክት÷…

ፀገም ቴክኒክ ዘጋጠማ ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሰላም ክትዓርፍ ክኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቁፅሪ በረራ ET 612 ዝኾነት ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፀገም ቴክኒክ ስለዘጋጠማ ተመሊሳ ከምዝዓረፈት እቲ መገዲ ኣየር ኣፍሊጡ። ትማሊ 5 ታህሳስ 2017 ዓ.ም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዱባይ ኣብ ዝግበር በረራ ምስ ተለዓለት ድሕሪ 30 ደቒቕ…

ሚኒስቴር ሰላምን ዩኒሴፍን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ትካል መርድእ ሕፃናት ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ)ን ኣብ ምክልኻል ጎንፂነ ስራሕቲ ህንፀት ሰላምን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ተወካሊ ምስ ትካል መርድእ ሕፃናት ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ)…

ስራሕቲ ምእካብ ወታደራዊ ሓድጊታትን ታሪኻት ምስናድን እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳይሬክቶሬት ምምሕዳር ሓድጊን መፅናዕቲን ምክልኻል ስራሕቲ ምእካብ ወታደራዊ ሓድጊታትን ታሪኻት ምስናድን እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ብርጋዲየር ጄኔራል ደሳለኝ ደቼ÷ ኢትዮጵያ ሰፊሕ ወታደራዊ ሓድጊ፣ ባህሊን ታሪኽን ከምዘለዋ…

ፕሬዚዳንት ዳ ሲልቫ ዳግም ክምረፁ ከምዝደልዩ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮውያን 2026 ኣብ ዝግበር ፕሬዚዳንታዊ መረፃ እታ ሃገር ንምውድዳር ድሌት ከምዘለዎም ተሓቢሩ፡፡ ወዲ 79 ዓመት ዳ ሲልቫ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ መሕፀቢ ገዝኦም ብምውዳቖም ናብ ርእሶም ደም ምፍሳስ…

ናይ መወዳእታ ሓሙሽተ ሕፁያት ብሉፃት ተፃወትቲ ኣፍሪካ 2024 ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መወዳእታ ዝርዝር ሓሙሽተ ሕፁያት ብሉፃት ተፃወትቲ ኣፍሪካ 2024 ዕላዊ ተገይሩ፡፡ ተፃዋታይ ጋንታ ብራይተን ሆቭ ኣልቢዮን ኮትዲቯራዊ ሲሞን ኣዲንግራ ካብ ሞንጎ እቶም ሕፁያት ሓደ ኢዩ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ሃገሩ ኮትዲቯር ኣብ ዝሓለፈ ዓመት…