Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ መብዛሕተኦም ፓርቲታት ፖለቲካ ተሳትፎ ገይሮም – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ መብዛሕተኦም ፓርቲታት ፖለቲካ ተሳትፎ ገይሮም ኢሎም። እቲ ኮሚሽን ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ መድረኽ ዘተ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ…

ቱርኪ C-130 ኣቑሑት ዝፅዕና ወታደራዊ ኣውሮፕላናታ ካብ በረራ ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጆርጂያ ዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ  ስዒቡ ቱርኪ C-130 ኣቑሑት ዝፅዕና ወታደራዊ ኣውሮፕላናታ ካብ በረራ ኣጊዳ። ንብረት ሓይሊ ኣየር ቱርኪ ዝኾነት C-130 ኣቑሑት ትፅዕን ወታደራዊ ኣውሮፕላን ትማ ካብ ኣዘርባጃን ተበጊሳ ናብ ቱርኪ በረራ ኣብ…

ሓይሊ ኣየር ሉኣላዊነት ሃገር ኣብ ምኽባር ዘኹርዕ ታሪኽ ኣለዎ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ሉኣላዊነት ሃገር ኣብ ምኽባር ዘኹርዕ ታሪኽ ኣለዎ ኢሎም ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። መበል 90 ዓመት በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ብምምልካት ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዳማ ዝተዛተዩ እቶም ዋና ኣዛዚ፤ ሓይሊ…

4ይ ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ 4ይ ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ኣጀሚሮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ እዋንት ከምዝበሉዎ÷ እቲ ኤክስፖ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ምስ ኣልማዕቲ እቲ…

10ይ ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት መንግስታትን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት መንግስታትን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ፡፡ 9ይ ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት መንግስታትን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍን ዋና ፀሓፊ ሕቡራት…

ኢትዮጵያ ኣብ ቀጠና ኢጋድ ሰላምን ድሕንነትን ንኸዓስል እጃማ ትዋፃእ ኣላ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዴሞክራሲ ትካላት ወሳኒ ሪፎርም ብምግባር ኣብ ከባቢ በይ መንግስታት ልምዓ ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ሰላምን ድሕንነትን ንኸዓስል እጃማ እናተዋፀአት ትርከብ ኢሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት…

ኢትዮጵያ ጉባኤ ኮፕ32 ክተተኣናግድ ዝተመረፀት ተሰማዕነታ ብምውሳኹን ኣብ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ዘመዝገበቶ ዓወትን ኢዩ – ኣይተ ከበደ ዴሲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጉባኤ ኮፕ32 ክተተኣናግድ ዝተመረፀት ተሰማዕነታ ብምውሳኹን ኣብ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ዘመዝገበቶ ዓወትን ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ፡፡ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2027 ዝካየድ ጉባኤ…

ምፍጣር፣ ምቕልጣፍን ብፅሬት ምስራሕን ናይ ኩሉ እዋን መምርሒ ስራሕ ክኸውን ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምፍጣር፣ ምቕልጣፍን ብፅሬት ምስራሕን ናይ ኩሉ እዋን መምርሒ ስራሕ ክኸውን ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን…

ኣብ ጆርጂያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ወታደራዊ ኣውሮፕላን 20 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጆርጂያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ወታደራዊ ኣውሮፕላን ቱርኪ 20 ወታደራትን ኣባላት በረራን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተሓቢሩ፡፡ ንብረት ሓይሊ ኣየር ቱርኪ ዝኾነትን ሲ-130 ዝብል ስያመ ዘለዋን ወታደራዊ ኣውሮፕላን ካብ ኣዘርባጃን ተበጊሳ ናብ ቱርኪ…

ምገባ ቤት ትምህርቲ እታ ከተማ ንተምሃሮ ኣምሮኣዊን ኣካላዊ ዕቤት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ኣገልግሎት ምገባ ንተምሃሮ ኣእምሮኣአዊን ኣካላዊን ዕቤት ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ይርከብ ኢሉ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር ከተማ፡፡ ም/ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ስንታየሁ ማሞ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣብዚ…