ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ዝህቦ ምቹው ኣገልግሎት ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 (ET-BAX) ኣውሮፕላን እቲ መገዲ ኣየር ንዓማዊል እናሃቦ ዝርከብ ምቹውን ዘበናዊን ኣገልግሎት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን መሪሕ መገዲ…
ስፓርት ጋንታታት መቻልን ኢትዮጵያ መድንን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻልን ኢትዮጵያ መድን ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ 10 ሰዓት ኣብ ዝተኻደ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ሸቶ ብዘይምምዝጋበን ፀወተአን ብዘይ ምንም ሸቶ ብማዕረ ውፅኢት ዛዚመን፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮመስበርገር ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ቴዎድሮስ ምህረት ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል እናወገኖም ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ ምስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየዱ ተግባራት ምክልኻል ሕማም ዓሶ ሓገዝ ከምዝገብር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየዱ ተግባራት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ብሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማታት ሮማናት፣ ማይቅነጣል፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሪፎርምታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ውፅኢታዊ ንምግባር ትኹት መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሪፎርምታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ንምግባር ትኹት መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ሎሚ መዓልቲ ብ መውሃቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትጵዮያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትጵዮያ ምስ ግሩፕ ኣቪዬሽን ሄናን ቻይናን ግሩፕ ኢምፖርት ሺያመንን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ። ምስ ግሩፕ ኣቪዬሽን ሄናን ቻይናን ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት እንትኸውን÷ ምስ ግሩፕ ኢምፖርት ሺያመን ዝተፈረመ ድማ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕርፎ ነፈርቲን ዶብን ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕዳር ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዕርፎ ነፈርቲን ዶብን ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕዳር ዘኽእል ስምምዕነት ብዝተፈላለዩ ትካላት ተገይሩ፡፡ እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን፣ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ፣ ምምሕዳር መርበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊታት ቀረፅን ታክስን ብቐሊሉ ዝርከቡሉ ኦንላይን መርበብ ሓሬታ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕጊታት ቀረፅን ታክስን ኢትዮጵያ ብቐሊሉ ዝርከቡሉ ኦንላይን መርበብ ሓሬታ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ሚኒስቴር ገንዘብ “ምስ ሌክሲስ ኔክሲስ ሩል ኦፍ ሎው ፋዌንዴሽን” ብምትሕብባር ዘሰናደኦ መርብ ሓበሬታ÷ ልዕሊ 300 ሕጊታት ታክስ ብቋንቋታት ኣምሓርኛን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ መድረኽ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ-ግዕዝይና ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ መበል 21 መዛዘሚ መድረኽ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ-ግዕዝይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ እቶም ፕሬዚዳንት ሓዊሱ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ክዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ካብ መሸጣ ናብ ኣሜሪካ ዝለኣኸተን መኻይን 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዶላር ረኺባ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብመሸጣ ናብ ኣሜሪካ ካብ ዝለኣኸተን መኻይን 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዶላር ከምዝረኸበት ተገሊፁ፡፡ ቻይና ናብ ኣሜሪካ ካብ ዝለኣኸተን መኻይን ልዑል ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ እንትትረክብ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1992…