ቢዝነስ ፀገም ፀፅታ ኣብ ቀረብ ፍርያት ሰሊጥ ፈተና ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣን ክልል ኣምሓራ ዘሎ ፀገም ፀፅታ ፍርያት ሰሊጥ ናብ ዕዳጋ ኣብ ምቕራብ ምትእጉጓል ከምዝፈጠረ ቢሮ ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 1 ሚሊየን 800 ሺሕ ኩንታል ሰሊጥ ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ተተሊሙ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት መገዲ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ትኹረት ንኽግበር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ፕሮጀክታት መገዲ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንምዝዛም በቢብርኩ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት እጃሞም ብግቡእ ካዋፅኡ ከምዝግባእ ተሓቢሩ፡፡ ነቲ ፕሮጀክት ዝምደብ በጀት ተግባራዊ ንምግባር በቢብርኩ ዝርከቡ ውዳበታት መንግስቲ ሓዊሱ ኩሎም መዳርግቲ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻድሻይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ፤ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ከምኡ እውን ቦሩሺያ ዶርቱመንድ ምስ ባርሴሎና ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ጋንታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ…
ቢዝነስ ምድላው ድርድር ንግዲ ዓለም ኣብ ጄኔቫ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ላዕለለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኣብ ጄኔቫ ምድላው ድርድር ንግዲ ዓለም ይርከቡ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ተካይዶ 5ይ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ዕዉት ንምግባር ምስ ተደራደርቲ ንግዲ ኣሜሪካ፣ እንግሊዝ፣ ካናዳ፣ ኒውዚላንድን ሕህብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተወደቡ ገበናት ዘረፋታትን ስርቂን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባኣን ዘላቒ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት መስኖ ኣብ ዝተቐመጠሎም ስርዓት ኣሰራርሓ መሰረት ጥራሕ ንኽቕፅሉ ይስራሕ ኣሎ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝጅመሩ ኩሎም ፕሮጀክታት መስኖ ብዝተቐመጠሎም ስታንዳርድን ስርዓት ኣሰራርሓን መሰረት ብምግባር ጥራሕ ንኽቕፅሉ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጥቓ መስመር ኤሌክትሪክ ዝርከቡ ኣእዋም ናይ ምቑራፅ ስራሕ ምቁርራፅ ሓይሊ ንምካይ ዝግበር ፃዕሪ ሓደ ኣካል ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መስመር ኤሌክትሪክ ኣብ ሰለስተ ሜትሮ ርሕቐት ዝርከቡ ኣእዋም ናይ ምቑራፅ ስራሕ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምካይ ዝግበር ፃዕሪ ሓደ ኣካል ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ሓይሊ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ፕሮጀክታት ህንፀት መስኖ ዝረኣዩ ፀገማት ብሕብረተሰ ቅርታ ከምዝፈጠሩ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓበይቲ ህንፀት ፕሮጀክታት መስኖ ዝረኣዩ ፀገማት ኣብ ሕብረተሰብ ቅርታ እናፈጠሩ ከምዝኾኑ ኣባላት ባይ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም፡፡ 6ይ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ፍርያት ምፍራይ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 1 ቢልየን ብር ካፒታል ዝተሃነፀ ፈላማይ መፍረዪ ቴራናይት ዝኾነ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ምህርቲ ምምራት ጀሚሩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ስነ ዝተመረቐ ፍብሪካ ቴራናይት ሰላም፤ ኣብ ትግራይ ፈላማይ ቴራናይት መፍረዪ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ድርድር ትካል ንግዲ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ጄኔቫ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ትካል ንግዲ ዓለም ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ድርድር ትካል ንግዲ ዓለም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ተካይዶ 5ይ ኣኼባ…